Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ምህናጽ ሓጽቢ ህዳሰን ኒልን ኣብ ዞባ ቀሪኒ ኣፍሪቃ ከስዕቦ ዝኽእል ፖለቲካዊ ቅልውላውን። ዘተ

ኣብዚ ዘተ ኣቶ ሳልሕ ቓዲ ጆሃር ካብ ዓዋተ ዶት ኮም ከም ኡውን ተ/ፕሮ. መረሳ ተስፋይ ካብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ተሳቲፎም ኣለዉ።ግብጺ ንምንታይ እያ ኣብዚ እዋን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ግብጽን ዘሎ ጉዳይ ምህናጽ ህዳሰ ኣብ ስምምዕ ስለዘይተበጽሐ፡ ነቲ ጉዳይ ዓለማዊ ጉዳይ ክገብሮ ትፍትን ዘሎ?ኢትዮጵያ ነቲ ጉዳይ ኣደስኪላቶ ድሕሪ ምጽናሕ ንምንታይ ሎሚ ተለዓዕሎ ኣላ?ኤርትራ ካብ ምስሕሓብ ግብጽን ኢትዮጵያን ተረባሒት ክትከውን ትኽእልዶ?ንዝብሉን ካልእ ሕቶታት ምስ ፖለቲካ ኒል ዝተሓሓዙ ጉዳያት ተዘትይሎም ኣሎ፡፤

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ምህናጽ ሓጽቢ ህዳሰን ኒልን ኣብ ዞባ ቀሪኒ ኣፍሪቃ ከስዕቦ ዝኽእል ፖለቲካዊ ቅልውላውን። ዘተ 07/10/2019 41:41 ...
“ናይ በዓል ዳዊት ኢሳቕ፡ ይርጋኣለም ፍስሃ፡ ስቓዮም ብኹሉ ቋንቋታት ስለዝተቓልሐ ናይ ኩልና ቃንዛ ብዙሓት ክፈልጥዎ ክኢሎም።” 21/11/2019 29:44 ...
ህወሓት ንመፀዋዕታ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኢህወዴግ ነፂጉዎ 21/11/2019 08:12 ...
መንግስቲ ኣውስትራልያ ካብ መንግስቲ ክፍሊት ሓገዝ ወይ ኣበል ዝቕበሉ ሰባት ዕዳታት ዘምልሰሉ ናይ ኮምፒውተር ኣሰራርሓ ወይ ‘ሮቦ ደት' ገዲፍዎ፡ 20/11/2019 06:52 ...
"መምሃራን ሱር'ዮም፣ ካልእ ግን ጨንፈር'ዩ፡ ጫፍ እንተተቖርጸ ንእሽቶ ጉድኣት'ዩ፡ ሱር እንተሞሐ ግን ፍጹም ጥፍኣት'ዩ፡" ንኤርትራ ዝገልጽ ኣበሃህላ 20/11/2019 17:11 ...
ሓለፍቲ ጨንፈራት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ "ካብ ላዕለዋይ ኣካል መጺኡ" ንዝበልዎ ዘዋሪ መመርሒ ናብ ኣባላቶም ከንብቡ ከም ዝቐነዩ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም፡ 18/11/2019 07:20 ...
"ኣነ ንኸምዚታት ኩሉ ግዜ ድሉው'የ!" ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ግጥም ሽወደን-ሮማንያ ግዳይ ዓሌታዊ ጸርፍታት ኮይኑ፡ 18/11/2019 11:32 ...
ህወሓት ፈጻሚ ስራሕ ኢህወዴግ ብዓብላሊ ድምጺ ናብ ውህደት ክኣቱ ዝወሰዶ ውሳኔ ብምሉእ ድምጺ ነጺግዎ: 18/11/2019 05:06 ...
ኣብ ኣውስትራልያ፡ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ ወዲኦም ዝፋነው ተመሃሮ ‘ስኩሊስ’ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ንሰሙን ዝጸንሕ ፌስታ የብዕሉ። 18/11/2019 12:18 ...
ኣብ መዳጎኒ መዓስከር ስግር ባሕሪ አውስትራልያ ኮይኑ መጽሓፍ ዝጸሓፈ ስደተኛ ኣብ ፌስቲቫል ስነጽሑፍ ክሳተፍ ኒውዚላንድ ኣትዩ 17/11/2019 05:15 ...
View More