Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

'ምረሻ ሚልዮናት' ህዝቢ ሱዳን ዳግም ናብ ጽርግያታት ወጺኡ ህይወት ሰባት እናወፈየ ሰላማዊ ሰልፉ ቀጺልዎ።

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን (01/07/2019)ህዝቢ ሱዳን ዳግም ናብ ጽርግያታት ወጺኡ ህይወት ሰባት እናወፈየ ሰላማዊ ሰልፉ ቀጺልዎ፡ሓይልታት ሊብያ ስራሓት ኣመሪካን ቻይናን ዝኾነ ሚሳይል ማሪኾም፡መጽናዕቲ መንገዲ ባቡር ኤርትራ ኢትዮጵያ ተጀሚሩ፡

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
'ምረሻ ሚልዮናት' ህዝቢ ሱዳን ዳግም ናብ ጽርግያታት ወጺኡ ህይወት ሰባት እናወፈየ ሰላማዊ ሰልፉ ቀጺልዎ። 01/07/2019 07:16 ...
ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኢስጳኛ ወዲቑ ውድድሩ ኣቋሪጹ፡ ከቢድ ሓደጋ ግን ኣይወረዶን 16/09/2019 14:02 ...
ግብጺ ብዛዕባ ሓጽቢ ህዳሰ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርርብ ጀሚራ (Tigrinya News) 16/09/2019 09:46 ...
SBS Tigrinya News 16/09/2019 09:46 ...
ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሲዒቡ ዋጋ ነዳዲ ክንህር እዩ ተባሂሉ: ኣመሪካን ኢራንን ንውግእ ይሸባሸባ:: 16/09/2019 07:22 ...
ኣመንቲ ኦርተደክሳዊት ተዋህዶ ሃይማኖት ኣብ ጎንደር ሰልፊ ተቓውሞ ኣካይዶም (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 16/09/2019 05:16 ...
መንግስቲ ጥልያን ካብ ሊብያ ብባሕሪ ዝመጹ ስደተኛታት ይቕበል፡ 14/09/2019 05:23 ...
ነጋሽ በዓል ጋዶ ( ሞዛይክ ባህሊ SBS ትግርኛ) 14/09/2019 11:43 ...
"ምምሃር ቋንቋ ትግርኛ ከስፍሖ እዩ ድልየተይ።" ዳናይት በላይ 14/09/2019 12:19 ...
ኤርትራ ብዓፈና መዲያ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ኮይና። (ካብ ኣርእስታት ዕለታዊ ዜናታት) 12/09/2019 12:04 ...
View More