Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ህቡባት ስፖርታውያን ንፉዓት ፖለቲከኛታት ይወጾም'ዶ፧ ውዕሎታት ግጥማት ሴካፋ ት20 መንእሰያትን ሻምፒዮና ዓለም ቅድድም ብሽክለታን (ገለ ካብ ትሕዝቶታት ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ)

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (23/09/2019)ግጥማት ሴካፋ ት20 መንእሰያት ቀዳም ኣብ ኡጋንዳ ተጀሚሮም፡ ኤርትራ ምስ ኡጋንዳ ገጢማ ማዕረ 1-1 ክትፈላለ እንከላ ኢትዮጵያ ብገፊሕ 4-0 ብታንዛንያ ተሳዒራ፡ኢትዮጵያ ሰንበት ኣብ መቐለ ቀዳማይ እግሪ መጻረዪ ግጥም ንሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ 2020 ኣካይዳ ብሩዋንዳ ሓደ ብባዶ ተሳዒራ፡ ኢትዮጵያዊት ገንዘበ ዲባባ ኣብ ሻምፒዮና ዓለም ኣትለቲክስ ዶሓ 2019 ከምዘይትሳተፍ ተገሊጹ፡ ሻምፒዮና ዓለም ቅድድም ብሽክለታ መንገዲ 2019 ኣብ ዮርክሻየር ዓባይ ብሪጣንያ ተጀሚሩ፡ ዓሰርተ ሓደ ዝኣባላታ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ናይ ዓበይቲ ደቂተባዕትዮን ደቀንስትዮን ከምኡ’ውን ኣብ መንእሰያት ት23 ክትሳተፍ'ያ፡ ህቡባት ስፖርታውያን ንፉዓት ፖለቲከኛታት ይወጾም'ዶ፧

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ህቡባት ስፖርታውያን ንፉዓት ፖለቲከኛታት ይወጾም'ዶ፧ ውዕሎታት ግጥማት ሴካፋ ት20 መንእሰያትን ሻምፒዮና ዓለም ቅድድም ብሽክለታን (ገለ ካብ ትሕዝቶታት ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ) 23/09/2019 12:01 ...
ተመሃሮ ዩኒቨርሲቲ ወልዲያ ግጥም ኣርሴናል ለስተር ሲቲ ተዓዚቦም ናብ መደቀሲኦም እናተመልሱ ድሕሪ ዝተፈጥረ ዕግርግር ብውሑዱ ክልተ መይቶም፡ 11/11/2019 13:35 ...
“ኢትዮጵያ ንምንታይ ሓጽቢ ህዳሰ ክትሃንጽ ኣድለያ? ካልእ ምንጪ ጸዓት ዘይትደሊ?”ፕሬዚደንት ዶናልድ ትራምፕ 11/11/2019 08:28 ...
ብርቱዕ ባርዕ ጫካ፡ ንኽልተ ክፍላተ ግዝኣት ኣውስትራሊያ ይሕምሰን 11/11/2019 06:23 ...
“እቲ ጉባኤ፡ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ብምርኣይ፡ነቲ ምስሊ ኤርትራ ክጽልም ዝጸንሐ ኩነታት ዝቐየረ እዩ።” ተሳተፍቲ ኣብ ኣስመራ ዝተቓንዐ ዋዕላ ውዳበ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካን ኮሚሽን ቁጠባ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምብራቕ ኣፍሪካ። 11/11/2019 09:23 ...
“ሎሚ ዝበዝሐ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ ኣብ ጎኒ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ተሰሊፉ ዘሎ።” ኣወሃሃድቲ ሰላማዊ ሰልፊ 09/11/2019 13:39 ...
ናይ ኲናት መሳርሒ ስናይፐር (ቅጭ ሕርሙ)ን ተመሳሰልቲ ነገራትን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣዲስ ኣበባ ተታሒዙ።(ካብ ኣርእስታት ዜና) 07/11/2019 10:49 ...
ኣገልግሎት ሕጊ ነቶም ትሑት ደሞዝ ዝረኽቡ ስደተኛታት 07/11/2019 05:03 ...
“ጠንቂ ምንጻል ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ፡ ዓንቀጽ ሰለስተ ናይ ዉጫለ ውዕል እዩ።” ኣብ መመረቕታ መጽሓፍ “የኢትዮ-ኤርትራ ስንክሳር” 07/11/2019 09:16 ...
ዕላል ምስ ጸሓፊ ክፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን) 06/11/2019 31:54 ...
View More