Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

'ልክዕ ከም ቢንያም ብቕዓት ዘለዎም ካልኦት ንኣሽቱ ተቐዳደምቲ ናብ ዓበይቲ መድረኻት ኣብ ምምጻእ ድሒርና ስለዘለና ከነቃላጥፎ'ዩ ዘለና'

Source: From the book 'Eritrean cycling history 1936-2012' by Mewael Mehansho

ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ብኸመይ ተበጊሱ’ዩ ኣብ’ዚ ደረጃ በጺሑ፧ እቶም ሰረት ዘንጸፉ በዓል መን’ዮም፧ እንታይ ዓይነት መሰናኽላት ተሓሊፎምን ወርቃውያን እዋናት ከ ኣየኖት’ዮምን ወዘተ ዝብሉ ኣብ ብዙሕ መድረኻት ተጻሒፎምን ተዓሊልሎምን እንተኾኑ’ኳ ንሎሚ ባዕሉ ተቐዳዳማይን ኣሰልጣንን ዝነበረ ብቐረባ ነቲ ጉዕዞ ዝፈልጦን ዝነበሮን ኣብ ገሊኡ እውን ኣብ ገለ እዋን ንጡፍ እጃም ዝነበሮን፥ ከምኡ’ውን ‘ቅድድም ብሽግለታ ኣብ ኤርትራ 1936-2012’ ትብል መጽሓፍ ምስ ዝጸሓፈ ኣቶ መዋእል መሃንሾ ኣብ’ዚ ከዕልለና ዓዲምናዮ ኣለና። መዋእል ኣብ 2013 ሓላፊ ቴክኒክ ሃገራዊ ፌደረሽን ብሽክለታ ኤርትራ ከምኡ’ውን ካብ 2004 - 2014 ኣካያዲ ቅድድም ብሽክለታ 'ማውንቴይን ባይክ' ዝነበረ’ዩ፣ ድሕሪ ስደት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሓንቲ ጋንታ ቅ/ብ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣሰልጢኑ ኔሩ።ካልኣይ ክፋል ዕላል ኣብ'ዚ እነሀልኩም።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
'ልክዕ ከም ቢንያም ብቕዓት ዘለዎም ካልኦት ንኣሽቱ ተቐዳደምቲ ናብ ዓበይቲ መድረኻት ኣብ ምምጻእ ድሒርና ስለዘለና ከነቃላጥፎ'ዩ ዘለና' 04/04/2022 20:33 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
"ስዉእ ዶ/ር ኣረጋይ ሃብተ ኣብቲ'ቶም ዝተቐሉ ወልዳይ ግደይን ኪዳነ ክፍሉን ዝተቐብርሉ'ዩ ተቐቢሩ።" ካልኣይ ክፋል ዝርርብ ምስ ተጋ/መስፍን መንግስቱ 21/06/2022 13:25 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (20 ሰነ 2022) 20/06/2022 55:47 ...
ኣብ ኤርትራ ንሰማእታት ጸሎተ ፍትሓትን ደርስን ዱዓን ከም ዝተኻደሎም ተገሊጹ። 20/06/2022 07:26 ...
ኪልያን ምባፐ ብሰንኪ መጠኑ ዝሓለፎ ነቐፌታታትን ዘለፋታትን ካብ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳ ክሰናበት ሓሲቡ፣ ሙሉ ክንፈ ዓወት ኣመዝጊቡ 20/06/2022 10:36 ...
View More