Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ናይ ኲናት መሳርሒ ስናይፐር (ቅጭ ሕርሙ)ን ተመሳሰልቲ ነገራትን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣዲስ ኣበባ ተታሒዙ።(ካብ ኣርእስታት ዜና)

In this Sunday, Nov. 3, 2019, photo, vehicles wait at a crossing amidst morning smog in New Delhi,

ኣርእስታት ዜና፡ ቱርኪ፡ ሓንቲ ካብ ኣንስቱ ንመራሒ እስላማዊ መንግስቲ ዝነበረት ከምዝማረኸት ኣፍሊጣ።መንግስቲ ፌደራል ኣውስትራሊያ ነቶም ብደርቂ ዝተሃስዩ ከባቢታት ንምሕጋዝ ናይ ሓደ ቢሊዮን ዶላር ባጀት ሰሊዑ።ኢራን ናብቲ ናይ ምምዕባል ኑክሌስ ትካላታ ተወሳኺ ዩራኒየም ከተእትወሉ ጀሚራ።ኣየራት ከተማ ኒው ደልሂ ብሰማሚ ትኪ ብምዕብላኹ ሰብ መዚ ነቲ ብከላ ንምጽራይ ተጸሚዶም ከምዘለዉ ተፈሊጡ፡፤ናይ ፈረንሳ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣተሓሕዛ ጉዳይ ስደተኛታት ከምዘትርሮ ምልክት ሂቡ። ናይ ደቡብ አፍሪቃ ፕሬዝደንት ሲሪል ራማፎሳ 13.5 ቢሊዮን ዶላር ዝኸውን ወፍሪ ኣብታ ሃገር ቃል ከምዝተኣትወሉ ኣፍሊጡ። ዘመናዊ ናይ ኲናት መሳርሒ ስናይፐር (ቅጭ ሕርሙ)ን ተመሳሰልቲ ነገራትን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣዲስ ኣበባ ተታሒዙ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ናይ ኲናት መሳርሒ ስናይፐር (ቅጭ ሕርሙ)ን ተመሳሰልቲ ነገራትን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣዲስ ኣበባ ተታሒዙ።(ካብ ኣርእስታት ዜና) 07/11/2019 10:49 ...
“ኦሮሞ ንምሉእ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክመርሕ ከምዝኽእል፡ የማነ ገ/ኣብ ንዉድባት ኦሮሞ ኣብ 2004 ነጊርዎም’ዩ፡ ንሱዩ ዝፍጸም ዘሎ።” ሰናይ ገብረመድህን 05/12/2019 16:30 ...
'ኢንስቲትዩት መረብ' ኣብ ዝተሰምየ ሓዱሽ ትካል ትምህርቲ፣ 80 ተጋሩ 80 ኤርትራውያን ክመሃሩ ምሽብሻባት ይግበሩ ኣለዉ ተባሂሉ። (ጸብጻባት) 05/12/2019 11:17 ...
ብወለንታ ክትተሓጋገዝ እንከለኻ ተበርክት ጥራይ ዘይኮንካ ትኸስብ'ውን ኢኻ ዘለኻ 04/12/2019 07:50 ...
ኣብ ኢትዮጵያ ሚኒስተር ምክልኻል ለማ መገርሳ ምድማርን 'ውህደትን' ኣይድግፍን'የ ድሕሪ ምባሉ መራሕቲ ሰልፊ ብልጽግና ተፈራሪሞም 02/12/2019 12:34 ...
ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ን 'ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2019' ተሓጽዮም፡ ኣትሌታት ኢትዮጵያ ንኩሉ ዝተቐረበ ዓወትን ስልማትን ማራቶን ፑን፡ ህንዲ፡ ገቢቶሞ 02/12/2019 10:34 ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ዒራቕ ካብ ስልጣኑ ክወርድእ ምዃኑ እንተገለጸ’ኳ ህዝቢ ተቓዉሞኡ ቀጺሉ። (ካብ ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን) 02/12/2019 08:19 ...
“እቲ ምውህሃድ ኣድላዪ ከምዝኾነን ፍልስፍና “መደመር” ንኢትዮጵያን ንምብራቕ ኣፍሪቃ ጠቓሚ ምዃኑ ተሰማሚዖምሉ እዮም” መልሲ ኣቶ ታየ ደንደኣ ንኣቶ ለማ መገርሳ 02/12/2019 10:26 ...
ቐጠር ንክሲ መንግስቲ ኤርትራ ነጺጋቶ። (ጸብጻብ) 02/12/2019 07:10 ...
ኢህወደግ ዝብል ስም ድሕሪ ደጊም ዝደልዮ ኣሎ ዶ? ህወሓት ከ ነቲ ስም ክገድፎ ድዩ? 28/11/2019 24:08 ...
View More