Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

“ናይ ትግራይ ዉሕስነት ዝረጋገጽ ኣብ ኢትዮጵያ ብምጽናሕ ጥራይ እዩ።” ኣቶ ሙሉጌታ ኣረጋዊ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኒቨርሲቲ መምህር ሕጊ ኣቶ ሙሉጌታ ኣረጋዊ ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፖለቲካዊ ጸገማት ምስቲ ዘሎ ሕገ መንግስቲን ተንቲኑ፡ መፍትሒ ናይዚ ዘሎ ጸገምን ኣሚቱ ኣሎ።“ኢትዮጵያ ብዘይ ትግራይ ኢትዮጵያ ትበሃል ዓዲ የለን። ትግራይውን ካብ ኢትዮጵያ ተፈልያ ትግራይ ኮይና ክትነብር ኣይትኽእልን እያ።”

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
“ናይ ትግራይ ዉሕስነት ዝረጋገጽ ኣብ ኢትዮጵያ ብምጽናሕ ጥራይ እዩ።” ኣቶ ሙሉጌታ ኣረጋዊ 28/07/2019 27:51 ...
ኣመንቲ ኦርተደክሳዊት ተዋህዶ ሃይማኖት ኣብ ጎንደር ሰልፊ ተቓውሞ ኣካይዶም (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 16/09/2019 05:16 ...
መንግስቲ ጥልያን ካብ ሊብያ ብባሕሪ ዝመጹ ስደተኛታት ይቕበል፡ 14/09/2019 05:23 ...
ኤርትራ ብዓፈና መዲያ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ኮይና። (ካብ ኣርእስታት ዕለታዊ ዜናታት) 12/09/2019 12:04 ...
ሰናይ ምንዮት ኣባላት ማሕበረሰብ ብዛዕባ ሓዲሽ ዓመትን ቅዱስ ዮሃንስን 12/09/2019 07:36 ...
ሓበጀረዋይ ሓድጊ ሙጋቤ 09/09/2019 05:46 ...
ካብቲ ዕልቕልቕ ዝበዝሖ መአከቢ ስደተኛታት ሊብያ: ሳልሳይ ሃገራት ብብዝሒ ከጣይሳ መጸዋዕታ ቐሪቡ። 09/09/2019 08:29 ...
መሬት ኤርትራ ዘይተኣደነ ናይ ነዳዲን ጋዝን ሃብቲ ተከኸዚንዎ ከምዘሎ ተገሊጹ። (Tigrinya News) 09/09/2019 08:41 ...
ቪድዮ ቅድድም ብሽክለታ ላ ቩወልታ ጀርዲን ማሪዋና የፈድሕ፤ ምሕላፍ ኢትዮጵያን ሽቶታት ኣሌክሳንደር ንሽወደንን 09/09/2019 10:40 ...
በዓል ዓሹራ ኣብ ትግራይ መስጊድ ኣልነጃሹ፣ ካብ ኤርትራ፣ ሱዳንን ጁቡትን ብዝመፁ ኣመንቲ እስልምና ይኽበር ኣሎ፡፡ (ጸብጻብ) 09/09/2019 04:57 ...
View More