Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ናይዚ ዓመት ዝሃብተሙ መንእሰያት ኣውስትራሊያ ተገሊጾም።

CEO and co-founder of Deputy, Ashik Ahmed, is now worth $148 million (SBS)

ኣብ ኣውስትራሊያ ካብዘለዉ መንእሰያት ከመይ ኢልካ ዝሃብተምካ ሰብ ክኽወን ይከኣል? ናይ The Australian Financial Review' ዓመታዊ ዝርዝር ዝሃብተሙ መንእሰያት ኣውጺኡ ኣሎ። ኣብዚ ዝርዝር ዝኣትዉ ዕድሚኦም ትሕቲ 40ን ብዙሕ ገንዘብን ክህለውካ ኣለዎ።ኣብ ስራሕ ተክኖሎጂ ዝተዋፈሩ ሰባት ናይ ምህብታም ዕድሎም ዝ ዓበየ ምዃኑ ተፈሊጡ ኣሎ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ናይዚ ዓመት ዝሃብተሙ መንእሰያት ኣውስትራሊያ ተገሊጾም። 25/10/2019 07:49 ...
"ፖሊስ ሱዳን ገፊፉ ዝኣሰሮም ንኽፍትሑ ክሳብ 90 ሽሕ ጂንየ ይኸፍሉ ኣለዉ።" ዳኒኤል ዓንደብርሃን 16/12/2019 11:06 ...
ኤርትራ ንውዳበታት ሃገራት ኣፍሪካ፣ ካሪብያንን ፓስፊክን ከም ትግደሰሉ ኣፍሊጣ። (ካብ ጸብጻባት) 16/12/2019 05:46 ...
ጉዳይ ምቕባል ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን - ቪዛ ኣውስትራሊያ ኣብ ዓመተ 2019 14/12/2019 08:58 ...
“ነቲ ናይ ኖበል ሽልማት ምስ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ቀረባ እዋን ተራኺብና ብሓንሳብ ክንጽምብሎ ተስፋ እገብር” ቀ.ሚ. ኣብይ ኣሕመድ። 12/12/2019 13:21 ...
ተጣባቒት ክሊማ ብረታ ታንበርግ ናይ Time Magazine ናይዚ ዓመት ዝበለጸት ሰብ ተባሂላ። 12/12/2019 06:19 ...
ኤርትራ ክሳብ 2024 ካብ 4-5% ቁጠባዊ ዕቤት እተመዝግበሉ ዕድል ከምዘሎ ተገሊጹ። (ካብ ጸብጻባት) 12/12/2019 06:54 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ፡ ጃልባ ንምጅላብን ዓሳን ንምግፋፍን ፍቓድ ብኸመይ ይርከብ? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 11/12/2019 08:58 ...
ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰል ምስ ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ መኮንን ኣብ SBS ትግርኛ 11/12/2019 54:08 ...
“ዶ/ር ኣብይ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጭፍጨፋን መከራን ክቕጽልዩ ሓጊዙ አምበር ሰላም ኣየምጽአን” ኣብ ኖርዋይ ካብ ዝርከቡ ኤርትራዊያን 11/12/2019 19:22 ...
View More