Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ጋንታታት ኤውሮጳ ኣፍሪቃውያን ተጻወተን ናብ ሃገራውያን ጋንታታቶም ክጽንበሩ ብእዋኑ ዘይምፍናወን ይንቀፋ፣ ናትናኤል ብርሃነ ሓዳስ ጋንታ የናዲ

Source: GA

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (03/01/2022)* ኣብ ከተማታት ባርሴሎናን ማድሪድን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጉያ እግሪ መንገዲ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዓብላሊ ተዓዊቶም፡* ብደረጃ ዙር ዓለም ዝወዳደሩ ተቐዳደምቲ ውዕላት ንምንዳይ ዘካይድዎም ንጥፈታት ናብ 2022 ሰጊሮምሉ ኣብ ዘለውሉ እዋን ናትናኤል ብርሃነ ዝርከቦም ክሳብ 30 ዝኾኑ ገና ምስ ዝኾነት ጋንታ ውዕል ከምዘይረኸቡ ተጸብጺቡ፡* ሰንበት ኣብ ካሜሩን ኣብ ዝጅምር መበል 33 ግጥማት ኩ’እግሪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2021 ኢትዮጵያ ቀዳመይቲ ኣብ’ቲ ሃገር ዝበጽሐት ጋንታ ብምዃን ምድላዋታ ትቕጽል፡ ኣንጻር ሱዳን ምሕዝነታዊ ግጥም ኣካይዳ 3-2 ተዓዊታ፡* ዝሓለፈ ሰሙን ንሃገራቶም ወኪሎም ኣብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ካሜሩን 2021 ክሳተፉ ካብ ጋንታታቶም ነናብ ሃገሮም ክፋነው ዝግብኦም ተጻወቲ ንተወሳኺ ሓደ ሰሙን ክጸንሑ ድሕሪ ምስምምዖም ገለ ሃገራት እተን ጋንታታት ይኽልክልኦም ኣለዋ ክብላ ይኸሳ

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ጋንታታት ኤውሮጳ ኣፍሪቃውያን ተጻወተን ናብ ሃገራውያን ጋንታታቶም ክጽንበሩ ብእዋኑ ዘይምፍናወን ይንቀፋ፣ ናትናኤል ብርሃነ ሓዳስ ጋንታ የናዲ 03/01/2022 11:20 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (23 ግንቦት 2022) 23/05/2022 53:10 ...
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት መዝነት ፍሉይ ተኸታታሊ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ክናዋሕ ተሓቲቱ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 23/05/2022 05:38 ...
ካብዚ ሓድሽ ተመሪጹ ዘሎ መንግስቲ ማሕበረሰብና እንታይ'ዩ ክረብሕ፧ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ 23/05/2022 16:15 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (19 ግንቦት 2022) 19/05/2022 56:51 ...
ኢትዮጵያ ንውዕል ኣልጀርስ ቀጻሊ ረብሓታት ንከውሕስ ዳግም ትፍትሾ ከም ዘላ ም/ቀ ሚንስተርን ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ደመቀ መኮነን ተዛሪቡ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 19/05/2022 07:04 ...
"ወያነ ንኲናት ኣንቂዶም ኣለዉ" መንግስቲ ኤርትራ “ኩሉ ግዝኣት ትግራይ ብሰላም ወይ ብኻልእ ሓራ ከይወጸ ጠጠው ዝብል ነገር የለን።” ጌታቸው ረዳ 18/05/2022 02:42 ...
ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ) 18/05/2022 09:40 ...
ምርጫ 2022: ሰልፊ ግሪንስ 18/05/2022 07:46 ...
"ጀላል ያሲን ናብ ሓይልታት ምስመጻና ሮል ሞዴልና/ ኣብነትና'ዩ ኔሩ።" ዮሃንስ ጸጋይ 17/05/2022 21:42 ...
View More