Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ንገለ ሕማማት ካንሰር ንምክልኻል ኣቐዲምካ ምምርማር።

A biological-technical assistant pipettes DNA onto a storage plate in a molecular biological research laboratory at the University Hospital Hambu.

ኣብ ዘርኦም ናይ መዓናጡ ወይ መቐመጫ ሕማም ካንሰር ዘለዎም ሰባት ብቐጻሊ ሕክምና መርመራ ብምግባር ዓመታዊ ክሳብ 80 ኣብ ከቢድ ሓደጋ ዘለዉ ህይወት ክድሕን ከምዝኽእል ተመራመርቲ ኣፍሊጦም፡፤እቲ ብተወርሶ ዝሓልፍ ናይ መቐመጫ ካንሰር መርመራ ምግባር Lynch syndrome ብመንጽር ወጻኢ ከምዘዋጽእ ካንሰር ካውንስል ኣፍሊጡ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ንገለ ሕማማት ካንሰር ንምክልኻል ኣቐዲምካ ምምርማር። 03/11/2019 03:59 ...
ተጣባቒት ክሊማ ብረታ ታንበርግ ናይ Time Magazine ናይዚ ዓመት ዝበለጸት ሰብ ተባሂላ። 12/12/2019 06:19 ...
ኤርትራ ክሳብ 2024 ካብ 4-5% ቁጠባዊ ዕቤት እተመዝግበሉ ዕድል ከምዘሎ ተገሊጹ። (ካብ ጸብጻባት) 12/12/2019 06:54 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ፡ ጃልባ ንምጅላብን ዓሳን ንምግፋፍን ፍቓድ ብኸመይ ይርከብ? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 11/12/2019 08:58 ...
ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰል ምስ ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ መኮንን ኣብ SBS ትግርኛ 11/12/2019 54:08 ...
“ዶ/ር ኣብይ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጭፍጨፋን መከራን ክቕጽልዩ ሓጊዙ አምበር ሰላም ኣየምጽአን” ኣብ ኖርዋይ ካብ ዝርከቡ ኤርትራዊያን 11/12/2019 19:22 ...
ኤርትራዊ ስደተኛ ነበር ኤፍሬም ግደይ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ መሮር መዳልያ ድሕሪ ምዕታሩ ሓበን ሃገሩ ኣየርላንድ ኮይኑ 09/12/2019 09:23 ...
ናይ ብሪጣንያ ቀዳማይ ሚኒስተር : መንግስቱ ኣብዝመጽእ ምርጫ እንተተዓዊቱ ቁጽሪ ስደተኛታት ከምዘጉድሎ ቃል ኣትዩ። (ካብ ዜናታት) 09/12/2019 13:21 ...
“ካብ ህወሓት ዝቐርብ ጻዊዒት ዕርቂ: ንዉጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ግምት ዘእተወ ጥራይ’ዩ ክኸውን ዘለዎ” ሰናይ ገ/መድህን 09/12/2019 14:55 ...
ኤርትራን ቐጠርን ሓይለ ቃላት ብዝዓብሎም ጋዜጣዊ መግለጺታት ምግጫወን ቀጺለን። (ካብ ጸብጻባት) 09/12/2019 08:24 ...
View More