Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

“ንሓደ ናይ ከበሳ ኣስላማይ ናብ ባርካ ሒዝናዮ ክንከይድ ኣይንደልን፡ ምስቶም ኣብኡ ዘለዉ ስኒት ጌርካ ንበር ኢና ንብል ንሕና” በሽር ኢሽሓቕ

ኣብ ኣቑርደት ተወሊዱ ዓብዩ፡ ኣብቲ ብሉጻት ኢትዮጵያዊያን ዝመሃርሉ ዝነበርሉ ዊንጌት ናይ ፈለማ ወዲ መታሕት ኮይኑ ምስ መለስ ዜናዊ ብሓባር ዝተማህረን፡ ን ተ.ሓ.ኤ. ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝግበር ዝነበረ ዋዕላታት ተወኪሉ ዝተሳተፈ፡ ኣብዚ እዋን ኣብ ኤርትራ ኣብ ኣውራጃዊ ዝምርኮስ ፌደራላዊ ስርዓት ክህሉ ዝቃለስ ዘሎ እዩ። ኣቶ በሺር ኢሽሓቕ ነባሪ ስዊድን ኮይኑ ናብ ኣውስትራሊያ ምብጻሕ ኣብዝፈጸመሉ ዝተገብረ ዕላል።“ኤርትራ ኩላ ትግርኛ እንተኾይና ኢትዮጵያ እያ ትኸውን፡ ኩላ መታሕት እንተኾይና ድማ ሱዳን እምበር ኤርትራ ኣይትኸውንንያ”

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
“ንሓደ ናይ ከበሳ ኣስላማይ ናብ ባርካ ሒዝናዮ ክንከይድ ኣይንደልን፡ ምስቶም ኣብኡ ዘለዉ ስኒት ጌርካ ንበር ኢና ንብል ንሕና” በሽር ኢሽሓቕ 23/10/2019 51:00 ...
ኤርትራ ክሳብ 2024 ካብ 4-5% ቁጠባዊ ዕቤት እተመዝግበሉ ዕድል ከምዘሎ ተገሊጹ። (ካብ ጸብጻባት) 12/12/2019 06:54 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ፡ ጃልባ ንምጅላብን ዓሳን ንምግፋፍን ፍቓድ ብኸመይ ይርከብ? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 11/12/2019 08:58 ...
ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰል ምስ ዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ መኮንን ኣብ SBS ትግርኛ 11/12/2019 54:08 ...
“ዶ/ር ኣብይ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጭፍጨፋን መከራን ክቕጽልዩ ሓጊዙ አምበር ሰላም ኣየምጽአን” ኣብ ኖርዋይ ካብ ዝርከቡ ኤርትራዊያን 11/12/2019 19:22 ...
ኤርትራዊ ስደተኛ ነበር ኤፍሬም ግደይ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ መሮር መዳልያ ድሕሪ ምዕታሩ ሓበን ሃገሩ ኣየርላንድ ኮይኑ 09/12/2019 09:23 ...
ናይ ብሪጣንያ ቀዳማይ ሚኒስተር : መንግስቱ ኣብዝመጽእ ምርጫ እንተተዓዊቱ ቁጽሪ ስደተኛታት ከምዘጉድሎ ቃል ኣትዩ። (ካብ ዜናታት) 09/12/2019 13:21 ...
“ካብ ህወሓት ዝቐርብ ጻዊዒት ዕርቂ: ንዉጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ግምት ዘእተወ ጥራይ’ዩ ክኸውን ዘለዎ” ሰናይ ገ/መድህን 09/12/2019 14:55 ...
ኤርትራን ቐጠርን ሓይለ ቃላት ብዝዓብሎም ጋዜጣዊ መግለጺታት ምግጫወን ቀጺለን። (ካብ ጸብጻባት) 09/12/2019 08:24 ...
8 መሰነይታ ዘይብሎም ኤርትራዊያን ቆልዑ ካብ ሊብያ ናብ ኤውሮፓ ተወሲዶም። ካብ ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን 08/12/2019 08:55 ...
View More