Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

'ንራፋኤል ናዳል ስዒርዎ ከብቅዕ ኣብ ዝቕጽል ግጥሙ ብቑጡዕ ባህርያቱን ኣመና ሸለልትነቱን ተሳዒሩ ንፈተውቲ ከይተረፈ ኣቐይሙ'

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (19/08/2019)ቦኽሪ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 15 ኣብ ኣስመራ ይካየዱ ኣለው፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብስዕረት ጀሚረንኦ፡ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ አ በርጎስ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ንጋንትኡ ዳይመንሽን ዳታ ዝለዓለ ውጽኢት ኣመዝጊቡ፡ ኣብ ዙር ደ ለ'ኣቭሪን ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ዝነኣድ ውጽኢት የመዝግቡ፡ ክእለቱን ብቕዓቱን ውሃ ዘበለ ጠባዩ ግን ምስኡ ዘይዛመድ ኮኾብ ባይታ ቴኒስ ኣውስትራሊያ ሰባት ኣብ ምንታይ ከምዝምድብዎ ሓርቢትዎም፡

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
'ንራፋኤል ናዳል ስዒርዎ ከብቅዕ ኣብ ዝቕጽል ግጥሙ ብቑጡዕ ባህርያቱን ኣመና ሸለልትነቱን ተሳዒሩ ንፈተውቲ ከይተረፈ ኣቐይሙ' 19/08/2019 12:44 ...
ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኢስጳኛ ወዲቑ ውድድሩ ኣቋሪጹ፡ ከቢድ ሓደጋ ግን ኣይወረዶን 16/09/2019 14:02 ...
ግብጺ ብዛዕባ ሓጽቢ ህዳሰ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርርብ ጀሚራ (Tigrinya News) 16/09/2019 09:46 ...
ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሲዒቡ ዋጋ ነዳዲ ክንህር እዩ ተባሂሉ: ኣመሪካን ኢራንን ንውግእ ይሸባሸባ:: 16/09/2019 07:22 ...
ኣመንቲ ኦርተደክሳዊት ተዋህዶ ሃይማኖት ኣብ ጎንደር ሰልፊ ተቓውሞ ኣካይዶም (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 16/09/2019 05:16 ...
መንግስቲ ጥልያን ካብ ሊብያ ብባሕሪ ዝመጹ ስደተኛታት ይቕበል፡ 14/09/2019 05:23 ...
ኤርትራ ብዓፈና መዲያ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ኮይና። (ካብ ኣርእስታት ዕለታዊ ዜናታት) 12/09/2019 12:04 ...
ሰናይ ምንዮት ኣባላት ማሕበረሰብ ብዛዕባ ሓዲሽ ዓመትን ቅዱስ ዮሃንስን 12/09/2019 07:36 ...
ሓበጀረዋይ ሓድጊ ሙጋቤ 09/09/2019 05:46 ...
ካብቲ ዕልቕልቕ ዝበዝሖ መአከቢ ስደተኛታት ሊብያ: ሳልሳይ ሃገራት ብብዝሒ ከጣይሳ መጸዋዕታ ቐሪቡ። 09/09/2019 08:29 ...
View More