ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (21/02/2022)* ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት እጅጋየሁ ታየን በሪሁ ኣረጋዊን ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ መንገዲ 5ኪሜ ዘመዝገብዎም መዝገባት ዓለም ጸዲቖምሎም፥* ኣብ ስፐይን ዓመታዊ ቅድድም ብሽግለታ ቩወልታ ኣ ኣንዳሉሲያ ሩታ ሲክሊስታ ደል ሶል ተኻይዱ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይን ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይን ተሳቲፎሞ:* ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ዙር ሩዋንዳ ኣይትሳተፍን ኣላ፣ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ግን ብመንገዲ ጋንታታቶም ኣቢሎም ይሳተፉ’ለዉ:* ኣፍሪቃውያን ኣትሌታት ኣብ ግጥማት ኦሎምፒክስ ሓጋይ ብዝበዝሐ ክሳተፉን ነቲ ስፖርት ኣፍሪቃውያን ደገፍቲ ክስዕብዎን እንታይ ክግበሩ ኣለዎም
ዙር ሩዋንዳ 2022 ብዘይሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ተጀሚሩ፣ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ግን ይሳተፍዎ
Source: