ኣብ መላእ ዓለም ዝርከባ ኣብያተ-መግብን ሸቐጣትን ብሰንኪ እቲ ኣብ ወጻኢ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ውግእ ዝሰዓበ ሕጽረት ናይ መግቢ ዘይቲ ተጠቒዐን ኣለዋ ። ዩክረይን ዳርጋ ፍርቂ እቲ ኣብ ዓለም ካብ ዘይቲ ሱፍ ኣፍርያ ትሸይጥ ሃገር ኮይና 25 ሚእታዊት ድማ ራሻ እያ ናብ ዕዳጋ ዓለም ተቕርብ ሃገር ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ኣብ ዓለም ተኸሲቱ ዘሎ ሕጽረት ናይ መግቢ ዘይቲ
Tarihi Balikca restaurant worker Mahsun Aktas says customers cannot afford oil-driven price rises (AP) Source: AP