ተመጣጣኒ ዝኾነ ምስግጋር ናይ ሰብ ኣካል ምርካብ ከቢድ እዩ ፡ ብዝሒ ወለንታውያን ለገስቲ ድማ ኣብ እዋን ለበዳ ኮቪድ-19 ኣዝዩ ኣንቆልቊሉ ። ይኹን እምበር ፡ ካልእ ኣማራጺታት እውን ይድህሰስ ኣሎ ። ተመራመርቲ ስነ ፍልጠት ኣውስትራልያ ፡ ንዓለምለኻዊ ሕጽረት ለገስቲ ምስግጋር ኣካል ዝኸውን ፡ ተመራሚሮም መፍትሒ ይረኽቡ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ተመራመርቲ ስነ ፍልጠት ፡ ንዓለምለኻዊ ሕጽረት ለገስቲ ምስግጋር ኣካል ዝኸውን ፡ ተመራሚሮም መፍትሒ ይረኽቡ።
Cardiovascular surgeons Susana Villar (C) and Elsa Rios (R) prepare a patient to receive a new heart from a donor at an operating theatre Source: AFP