Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

“ፕረ. ኢሳያስ፡ ኣብ ጎደናታት መቐለ እናተዛወረ ምስ ህዝቡ ክራኸብ ዘለዎ ባህጊ ወትሩ ይገልጸለይ እዩ።” ቀ.ሚ. ኣብይ ኣሕመድ (ካብ ዜናታት)

ኣርእስታት ዜና፡ነጻነት ፕረስ ዝሕሉ ሕጊ ንክኽቕየር ናይ ሓባር ድፊኢት ንምግባር ቀዳማይ ገጽ ዓበይቲ ጋዜጣታትን መርበብ ሓበሬታታትን ኣውስትራሊያ ብጸሊም ተሸፊኖም ዊዒሎም።ኣብ ባርሴሎና ደገፍቲ ነጻነት ካታሎኒያ ብሰንበት ምስ ፖሊስ ተፋጢጦም ዊዒሎም። ናይ ስዊዘርላንድ ሰልፊ ሓምላይ ኣተኩሮኡ ካብ ለውጢ ክሊማ ምቅይያር ድሕሪ ምግባሩ ካብተገብረሉ ትጽቢት ንላዕሊ ዓወት ሓፊሱ። ባንግላዲሽ ነቶም ኣብ ግዝኣታ ተዓቑቦም ዝርከቡ ሮሂንጃ እስላም ናብቲ ብውሕጅ ዝቃላዕ ገማግም ከተስፍሮም እያ። ኣብ ዞባ ካሽሚር ብዝተገብረ ስግረ ዶባዊ ደብዳብ ህንዲን ፓኪስታንን ነንሕድሕደን ይካሰሳ አለዋ። “ፕረ. ኢሳያስ፡ ኣብ ጎደናታት መቐለ እናተዛወረ ምስ ህዝቡ ክራኸብ ዘለዎ ባህጊ ወትሩ ይገልጸለይ እዩ።” ቀ.ሚ. ኣብይ ኣሕመድ (ካብ ዜናታት)

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
“ፕረ. ኢሳያስ፡ ኣብ ጎደናታት መቐለ እናተዛወረ ምስ ህዝቡ ክራኸብ ዘለዎ ባህጊ ወትሩ ይገልጸለይ እዩ።” ቀ.ሚ. ኣብይ ኣሕመድ (ካብ ዜናታት) 21/10/2019 11:12 ...
“ናይ በዓል ዳዊት ኢሳቕ፡ ይርጋኣለም ፍስሃ፡ ስቓዮም ብኹሉ ቋንቋታት ስለዝተቓልሐ ናይ ኩልና ቃንዛ ብዙሓት ክፈልጥዎ ክኢሎም።” 21/11/2019 29:44 ...
ህወሓት ንመፀዋዕታ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኢህወዴግ ነፂጉዎ 21/11/2019 08:12 ...
መንግስቲ ኣውስትራልያ ካብ መንግስቲ ክፍሊት ሓገዝ ወይ ኣበል ዝቕበሉ ሰባት ዕዳታት ዘምልሰሉ ናይ ኮምፒውተር ኣሰራርሓ ወይ ‘ሮቦ ደት' ገዲፍዎ፡ 20/11/2019 06:52 ...
"መምሃራን ሱር'ዮም፣ ካልእ ግን ጨንፈር'ዩ፡ ጫፍ እንተተቖርጸ ንእሽቶ ጉድኣት'ዩ፡ ሱር እንተሞሐ ግን ፍጹም ጥፍኣት'ዩ፡" ንኤርትራ ዝገልጽ ኣበሃህላ 20/11/2019 17:11 ...
ሓለፍቲ ጨንፈራት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ "ካብ ላዕለዋይ ኣካል መጺኡ" ንዝበልዎ ዘዋሪ መመርሒ ናብ ኣባላቶም ከንብቡ ከም ዝቐነዩ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም፡ 18/11/2019 07:20 ...
"ኣነ ንኸምዚታት ኩሉ ግዜ ድሉው'የ!" ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ግጥም ሽወደን-ሮማንያ ግዳይ ዓሌታዊ ጸርፍታት ኮይኑ፡ 18/11/2019 11:32 ...
ህወሓት ፈጻሚ ስራሕ ኢህወዴግ ብዓብላሊ ድምጺ ናብ ውህደት ክኣቱ ዝወሰዶ ውሳኔ ብምሉእ ድምጺ ነጺግዎ: 18/11/2019 05:06 ...
ኣብ ኣውስትራልያ፡ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ ወዲኦም ዝፋነው ተመሃሮ ‘ስኩሊስ’ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ንሰሙን ዝጸንሕ ፌስታ የብዕሉ። 18/11/2019 12:18 ...
ኣብ መዳጎኒ መዓስከር ስግር ባሕሪ አውስትራልያ ኮይኑ መጽሓፍ ዝጸሓፈ ስደተኛ ኣብ ፌስቲቫል ስነጽሑፍ ክሳተፍ ኒውዚላንድ ኣትዩ 17/11/2019 05:15 ...
View More