Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ሳልሕ ዮኑስን ኣቶ ዮሴፍ ገብረህይወትን

Source: SBS Tigrinya (Saleh and Yosief)

ኣቶ ሳልሕ ዮኑስን ኣቶ ዮሴፍ ገብረህይወትን ኣብ ፖለቲካ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብፍላይ ድማ ኣብ ናይ ኢትዮጵያን ኤርትራን ክጽሕፉን ክዛረቡን ዝጸንሑ ተንተንቲ እዮም። ኣብዚ ምስ ሬድዮ ኤስ ቢ ኤስ ገይረሞ ዘለዉ ጻንሒት፡ ጉዳይ ዶብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኤርትራን ንኽፍታሕ ላዕሊ ታሕቲ ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን፡ ግብረ መልሲታት ህወሓት ን መንግስቲ ኤርትራን፡ ዝለዓሉ ዘለዉ ሕቶታት ህዝቢን ኣፈታትሖኦምን፡ መንነትን መሬትን ናይቲ ኣብ ዶብ ዝነብር ህዝቢታትን ካልእን ዘትዮም ኣለዉ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ሳልሕ ዮኑስን ኣቶ ዮሴፍ ገብረህይወትን 16/06/2018 41:13 ...
ብሩንዲ ክትከትብ ጀሚራ፡ ኤርትራን ሰሜን ኮርያን ጥራይ ክታበት ኮቪድ ዘይጀመራ ሃገራት ኮይነት። (ካብ ዕለታዊ ዜና) 21/10/2021 18:54 ...
"ሰራዊት ትግራይ ንወተሃደራዊ ስርሒታት ኣገደስቲ ዝኾና ክልተ ከተማታት ብምቁጽጻር ንደሴን ኮምበልቻን ኣብ ትሕቲ ናይ መድፍዕ ርሕቀት ኣእትዩወን'ሎ"ጌታቸው ረዳ 21/10/2021 05:38 ...
“ንሕና ኣብቲ ቅዋማዋቲን ፍትሓዊትን ኤርትራ ንኽትህሉ ምቅላስ ዝብል ኢና ከነተኩር ዘለና።” ዶ/ር ትኳቦ ተስፋሚካኤል 20/10/2021 14:32 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ነጻ ናይ ሕጊ ኣገልግሎት ብኸመይ ትረክብ፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 20/10/2021 12:32 ...
“ነቲ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝወረደ ወጽዓታት ክንኩንን እንተዘይክ ኢልና የለናን ማለት’ዩ።” ዶ/ር ትኳቦ ተስፋሚካኤል 19/10/2021 17:55 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (18 ጥቅምቲ 21) 18/10/2021 14:56 ...
መንግስቲ ክ/ትግራይ: ክወስዶ'የ ዝብሎ ስጉምቲ ንዘውርዶ ሳዕቤን ተሓተትቲ ቀ/ሚ ኣብይን መሻርኽቱን እዮም ይብል 18/10/2021 07:31 ...
ዓለም ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ወዓለት፧ 18 ጥቅምቲ 2021 18/10/2021 06:05 ...
ትዕግስት ማሙየ ኣብ ማራቶን ፓሪስ ታምራት ቶላ ኣብ ኣምስተርዳም ተዓዊቶም፡ ፈረንሳዊ ውዕሎ ተቐዳዳሚት ብሽግለታ ደሴት ኪዳነ 18/10/2021 10:57 ...
View More