Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

“ቅድሚ ሕጂ ብዘይተራእየ መገዲ ህዝባዊ ግምባር ብዛዕባዚ መድረኽ እወታዊ መልሲ ሂቦም ኣለዉ" ዜናታት SBS Tigrinya

People suspecting of Ebola Virus wait at a treatment centre in Bikoro Democratic Republic of Congo. Congo's

ኣርእስታት ዜና፡ቻይና ነቶም ልዕሊ 1 ሚሊዮን ዝኾኑ እስላም ዊጉርስ ትገብሮ ናይ ሃውሪ ማእሰርቲ ከምትከታተሎ ናይ ኣውስትራሊያ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ Marise Payne ገሊጻኣውስትራሊያ፡ በቲ እናለዓለ ዝኸይድ ዘሎ ጽፍሒ ማይ ተጠቂማ ቻይና ኣብ ፓሲፊክ ዝርከብ ጥርሑ ዝተርፍ ከባቢታት ክትጎብጦ ትኽእል እያ ዝብል ፍርሒ ኣሕዲራ።ኢቦላ ዝተለኽፈ ሰብ ኣብ ዲ አር ኮንጎ ከተማ ጎማ ተረኺቡብግጉይ መንነት፡ ኣብ ኢጣልያ ንልዕሊ ሰለስተ ዓመት ተኣሲሩ ዝጸንሐ ኤርትራዊ መድሃኔ ተስፋማርያም በርሀ ብዛዕባ ርእሱ ዝሃቦ ምስክርነት ሓቀኛ ምዃኑ ተረጋጊጹ ነጻ ተባሂሉ“ዳስ ዕርቂ ኣሕዋት ውድባት ህወሓትን ህዝባዊ ግምባርን" ዝተሰመየ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ::

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
“ቅድሚ ሕጂ ብዘይተራእየ መገዲ ህዝባዊ ግምባር ብዛዕባዚ መድረኽ እወታዊ መልሲ ሂቦም ኣለዉ" ዜናታት SBS Tigrinya 15/07/2019 08:16 ...
'ንራፋኤል ናዳል ስዒርዎ ከብቅዕ ኣብ ዝቕጽል ግጥሙ ብቑጡዕ ባህርያቱን ኣመና ሸለልትነቱን ተሳዒሩ ንፈተውቲ ከይተረፈ ኣቐይሙ' 19/08/2019 12:44 ...
ኣመሪካ፡ ፍቓድ መንበርን ዜግነትን ዝኸልእ ሓድሽ ሕጊ ትእውጅ። 14/08/2019 04:42 ...
“ብሃይማኖት፡ ብኣውራጃ ወይ ብብሄር ኣግላልነት ይወርደና ኣሎ ኢሎም ንዝጠርዑ፡ ክስምዑን ጉዳዮም ክፍታሕን ኣለዎ።” ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ 12/08/2019 56:27 ...
ኣሜሪካዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ ሰኪዐት ንሓይሊ ዘደንፍዕ ጥረ ነገር ተመርሚሩ ጠኒሱ ከምዘሎ ስለዘመልከተ ካብ ጸወታ ተኣጊዱ 12/08/2019 10:15 ...
ኣብ ትግራይ ዝጣየሽ መገዲ ኣየር 'ኖርዝስታር' ኣስታት 3.8 ቢልዮን ብር ከም ዝስለዐሉ ኣጣየሽቱ ተዛሪቦም፡፡ (Ethio-News) 12/08/2019 08:23 ...
“ ሳዋ፡ ኣፍራይት ግዱድ ግልያታት መንግስቲን ስደተኛታትን” ሁዪማን ራይት ዎች 10/08/2019 04:22 ...
ሱዕዲ ኣብ ዝወደበቶ ኣኼባ ምቛም ልፍንቲ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ፡ ኤርትራ ኣይተሳተፈትን፡፤ (News) 08/08/2019 07:29 ...
“ብመሰረት ኣህጉራዊ ሕጊ፡ ኤርትራ እንተፈትያ ጥራይ እያ፡ ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕራ ክትጥቀም ትኽእል።” ዶ/ር ዳኒኤል 08/08/2019 23:30 ...
ህንዲን ፓኪስታንን ብጉዳይ ካሽሚር ኣብ ወጥሪ ኣትየን። 07/08/2019 08:34 ...
View More