Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ቅነ ስደተኛታት ይኽበር ኣሎ።

Refugee advocates are seen during Pall Sunday Rally for refugees at Belmore Park in Sydney,

ዓለማዊ መዓልቲ ስደተኛታት፡ መንግስቲ ብዛዕባ ስደተኛታት ዘለዎ ፖሊሲ ዳግም ክጥምቶ ብዘተሓሳስብ ናይ ተጣበቕቲ መጸዋዕታ ይበዓል ኣሎ።ናይዚ ዓመት ቴማ “ምስ ስደተኛታት” ዝብል ኮይኑ ማሕበረሰባት ንሓደሽቲ መጻእቲ መርሓባ ክብልዎምን ክፋለጥዎምን ዘተባብዕ ዕላማ ሒዙ እዩ ዝኽበር ዘሎ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ቅነ ስደተኛታት ይኽበር ኣሎ። 20/06/2019 05:03 ...
ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኢስጳኛ ወዲቑ ውድድሩ ኣቋሪጹ፡ ከቢድ ሓደጋ ግን ኣይወረዶን 16/09/2019 14:02 ...
ግብጺ ብዛዕባ ሓጽቢ ህዳሰ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርርብ ጀሚራ (Tigrinya News) 16/09/2019 09:46 ...
SBS Tigrinya News 16/09/2019 09:46 ...
ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሲዒቡ ዋጋ ነዳዲ ክንህር እዩ ተባሂሉ: ኣመሪካን ኢራንን ንውግእ ይሸባሸባ:: 16/09/2019 07:22 ...
ኣመንቲ ኦርተደክሳዊት ተዋህዶ ሃይማኖት ኣብ ጎንደር ሰልፊ ተቓውሞ ኣካይዶም (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 16/09/2019 05:16 ...
መንግስቲ ጥልያን ካብ ሊብያ ብባሕሪ ዝመጹ ስደተኛታት ይቕበል፡ 14/09/2019 05:23 ...
ነጋሽ በዓል ጋዶ ( ሞዛይክ ባህሊ SBS ትግርኛ) 14/09/2019 11:43 ...
"ምምሃር ቋንቋ ትግርኛ ከስፍሖ እዩ ድልየተይ።" ዳናይት በላይ 14/09/2019 12:19 ...
ኤርትራ ብዓፈና መዲያ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ኮይና። (ካብ ኣርእስታት ዕለታዊ ዜናታት) 12/09/2019 12:04 ...
View More