Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ቅትለት ዓበይቲ መራሕቲ ዘስዓበ ዕግርግር ኣብ ኢትዮጵያ

በቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ምስ ዝተገበረ ፈተነ ዕልዋ ኣርባዕተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን እቲ ክልልን ኣዘዝቲ ሰራዊት ከም ዝተቐትሉ ናይ ቀዳማይ ሚኒስተር ፕሬስ ሴክሬታሪ አቶ ንጉሱ ጥላሁን ኣረጋጊጹ። ንሳቶም ድማ ፡ ፕረዚደንት ክልል ኣምሓራ ዶክተር ኣምባቸው መኮነንን ኣማኻሪኡ ኣቶ እዘዝ ዋሱ ኣብ ከተማ ባህርዳር ክቕተሉ እንከለዉ፡ ኢታ ማጆር ሹም ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ጀነራል ሰዓረ መኮነንን ላዕለዋይ ወተሃደራዊ መኮነን ጀነራል ገዛኢ ኣበራን ድማ ብዓጀብቲ ጀነራል ሰዓረ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንበሪ ቤት ጀነራል ሰዓረ ከም ዝተቐትሉ ተገሊጹ። ዝርዝር ጸብጻብ......

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ቅትለት ዓበይቲ መራሕቲ ዘስዓበ ዕግርግር ኣብ ኢትዮጵያ 24/06/2019 07:31 ...
መንግስቲ ጥልያን ካብ ሊብያ ብባሕሪ ዝመጹ ስደተኛታት ይቕበል፡ 14/09/2019 05:23 ...
ነጋሽ በዓል ጋዶ ( ሞዛይክ ባህሊ SBS ትግርኛ) 14/09/2019 11:43 ...
"ምምሃር ቋንቋ ትግርኛ ከስፍሖ እዩ ድልየተይ።" ዳናይት በላይ 14/09/2019 12:19 ...
ኤርትራ ብዓፈና መዲያ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ኮይና። (ካብ ኣርእስታት ዕለታዊ ዜናታት) 12/09/2019 12:04 ...
ሰናይ ምንዮት ኣባላት ማሕበረሰብ ብዛዕባ ሓዲሽ ዓመትን ቅዱስ ዮሃንስን 12/09/2019 07:36 ...
"ኣብዚ ሓዲሽ ዓመት ዝኸፋፍለና ኣካል ኣይንደልን ኢና።" ቀሺ ገብረብርሃን ፍስሃ 11/09/2019 14:27 ...
ንድየት እንታይ እዩ፡ ሳዕቤኑኸ? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፡ Settlement Guide) 11/09/2019 07:47 ...
“መንግስቲ ኖርወይ ክወስዶ ዝደሊ ዘሎ ስጉምቲ ንኹሉ ኤርትራዊ ስደተኛ የሻቕሎ ኣሎ።” 11/09/2019 17:34 ...
ቪድዮ ቅድድም ብሽክለታ ላ ቩወልታ ጀርዲን ማሪዋና የፈድሕ፤ ምሕላፍ ኢትዮጵያን ሽቶታት ኣሌክሳንደር ንሽወደንን 09/09/2019 10:40 ...
View More