ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስን ቊንስላንድን ዝወርድ ዘሎ ብርቱዕ ማይን ዝፈጥሮ ዘሎ ምዕልቕላቕን ውሕጂን፡ ሰባት ህይወቶም ይስእኑን ብዙሕ ገዛውቲን ትሕተ ቕርጺን ይዓኑ ኣሎ። ብዛዕባዚ ወሪዱ ዘሎ ሓደጋ ተፈጥሮ ኣብ ማሕበረሰባትና ዘውርዶ ሃስያ እንተልዩ፡ ንዋና ጸሓፊ ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኣብ ኲንስላንድ ን ኣቶ ተስፉ ተወኪድናዮ ዝሃበና ሓበሬታ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
"ብዛዕባዚ ዘሎ ምዕልቕላቕ ማይን ካልእን ብቐጻሊ ንህዝቢና ሓበሬታ ነመሓላልፍ ኣለና።" ኣቶ ተስፉ ተኽለኣብ ዋና ጸሓፊ ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኣብ ብርስቤን
Tesfu Tecleab Source: Supplied