Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ነጻነት ሃይማኖት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊ 1/11/2017)

Religious symbols Source: Getty Images

ኣውስትራሊያ ካብ እዋን ፈደረሺን ኣትሒዛ ዓለማዊት ወይ ብሃይማኖት ዘይትመሓደር ሃገር እያ። እቲ ናይ 1901 ቅዋም ፡ መንግስቲ ኮመን ወልዝ ኣብ ነጻነት ሃይማኖት ኢዱ ከየእቱ ዝኽልክል እዩ። እንተኾነ ኣውሮጵውያን ካብቲ ናብዚ ሃገር መጺኦም ክነብርሉ ዝጀመርሉ ጊዜ ኣትሒዙ፡ ኣብዚ ሃይማኖት ክርስትና ዝዓብለለሉን 30 ሚእታዊ ካብቲ ህዝቢ ድማ ሃይማኖት ዘይብሉን ኣብ ዘለዎ ሃገር ደኣ ነጻነት ሃይማኖት ብከመይ እዩ ዝኽበር? …እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ክትንትኖ እዩ፡፡

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ነጻነት ሃይማኖት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊ 1/11/2017) 31/10/2017 09:33 ...
“ኢሳያስ ንፍርቂ ህዝቢ ኤርትራ በቲኑ: ከመሓድር ዘይከኣለስ ንህዝቢታት ኢትዮጵያን ምብራቕ ኣብፍሪቃን ሰላም ከምጽእ ኣይክእልንዩ” ስዩም መስፍን 17/02/2020 09:25 ...
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ 17/02/2020 12:10 ...
ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት፡ 17/02/2020 12:16 ...
"ድሕረ ባይታኻውን ብዘየገድስ ንዕላማኻ ትሰርሖ ስራሕ ኣብ ዓወትካ ወሳኒ እዩ" ሪም 17/02/2020 11:12 ...
ጉዳይ ደቂኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ዓለምለኻዊ ጉባኤ ኣካታዒ ኣርእስቲ ኮይኑ። (ጸብጻብ) 17/02/2020 05:01 ...
“ንደቅና ክንብል ንስራሕ ኢልና ንጓየዮ ክንቅንሶ እዩ ዝግባእ” ኢን/ዳኒኤል ተስፋይ 15/02/2020 26:00 ...
“ሊብያ ናይ ስደተኛታት ዉሕስነትን መሰልን ዘኽብር ግሉጽ መደብ ክሳብ ተውጽእ መንግስቲ ጥልያን ደገፍ ደው የብሎ” ሁዩማን ሪይትስ ዎች 13/02/2020 10:26 ...
"ሓድሕድ ምቅብባል እንተሊዩ እዩ ብዙሕነት ባህሊታትን ብሄራትን ሃይማኖታትን ጠቓሚ ዝኸውን" ወ/ሮ ከውሰር ዓ/ራሕማን 13/02/2020 23:26 ...
ኣብ ዶብ ኢትዮ-ኤርትራ ምሉእ ሰላም ከይህሉ መንግስቲ ኤርትራ ይዕንቅፎ ኣሎ፡ ኢሉ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ይኣምን። 13/02/2020 04:36 ...
View More