Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ዕግርግር ድሕሪ ምህድኡን ከባቢ 10 000 ሰባት ድሕሪ ምእሳሮምን ብሩስያ ዝምርሑ ወተሃደራት ካብ ካዛክስታን ክወጹ'ዮም

Source: Valery Sharifulin/TASS/Sipa USA

ኣብ’ቲ ብምኽንያት ዋጋታት ነዳዲ ዝተበገሰ ቁጥዐ ፈለማ ዝተላዕለ ዕግርግር ደርዘናት ዝኾኑ ሰባት ተቐቲሎም። ብሩስያ ዝምራሕ ወተሃደራዊ ጉጅለ ቀንዲ ተልእኾ ምትህድዳእ’ዛ ማእከላይ ኤስያዊት ሃገር ፈጺሞም ኣብ ናይ ክልተ መዓልታት ግዜ ሰራዊቶም ካብ ካዛክስታን ከውጽኡ ክጅምሩ’ዮም። ወዲ 68 ዓመት ፕረዚደንት ቃሲም-ጆማርት ቶካየቭ፡ ንፍርቂ ዶባት ናይ’ታ ብነዳዲ ሃብታም ዝኾነት ሃገር ናብ ዕግርግር ዝሸመመ 'ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ' ኢሉ ዝሰመዮ ተግባራት ኣብ ዝለዓለ ጠርዙ ኣብ ዝነበረሉ ነቲ ሞስኮ ትመርሖ ውድብ ዋዕላ ናይ ሓባር ጸጥታ ወተሃደራት ክልእኩ ዝሓለፈ ሰሙን ሓቲትዎም።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ዕግርግር ድሕሪ ምህድኡን ከባቢ 10 000 ሰባት ድሕሪ ምእሳሮምን ብሩስያ ዝምርሑ ወተሃደራት ካብ ካዛክስታን ክወጹ'ዮም 12/01/2022 05:45 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (19 ግንቦት 2022) 19/05/2022 56:51 ...
ኢትዮጵያ ንውዕል ኣልጀርስ ቀጻሊ ረብሓታት ንከውሕስ ዳግም ትፍትሾ ከም ዘላ ም/ቀ ሚንስተርን ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ደመቀ መኮነን ተዛሪቡ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 19/05/2022 07:04 ...
"ወያነ ንኲናት ኣንቂዶም ኣለዉ" መንግስቲ ኤርትራ “ኩሉ ግዝኣት ትግራይ ብሰላም ወይ ብኻልእ ሓራ ከይወጸ ጠጠው ዝብል ነገር የለን።” ጌታቸው ረዳ 18/05/2022 02:42 ...
ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ) 18/05/2022 09:40 ...
ምርጫ 2022: ሰልፊ ግሪንስ 18/05/2022 07:46 ...
"ጀላል ያሲን ናብ ሓይልታት ምስመጻና ሮል ሞዴልና/ ኣብነትና'ዩ ኔሩ።" ዮሃንስ ጸጋይ 17/05/2022 21:42 ...
ቢንያም ግርማይ ካብ ዝለዓሉ ተቐዳዳምቲ ጂሮ ብምዃን ይቕጽል፣ ኢትዮጵያ ኣብ ዓዳ ክካየዱ ዝግበኦም ግጥማታ ኣብ ማላዊ ከተካይዶም'ያ 16/05/2022 12:07 ...
ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (16 ግንቦት 2022) 16/05/2022 56:52 ...
ቀ/ሚንስተር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ቀጻሊ ቀንዲ ቆላሕታኡ ትግራይ ዘይኮነስ ቀይሕ ባሕሪ ምዃኑ ምዝራቡ ይግለጽ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 16/05/2022 08:51 ...
View More