ኣብዚ ቅሩብ እዋን ገለ ኤርትራዊያን ‘ተመሳሳሊ ሓሳብ’ ብዘለዎም ተኣኻኺቦም ክቃለሱ ከምዝወሰኑ ገሊጾም ኣለዉ። ኣብዚ ምትእኽኻብ ዝርከቡ እንታዎት’ዮም? ዕላማን ዕማምን ናይቲ ምትእኽኻብ እንታይ’ዩ ዝብልን ካልእ ሕቶታትን፡ ኣቶ ኣል ኣል ኣሚን ዓብደላ ካብ ኣውስትራሊያን ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ ካብ ካናዳን መሊሶም ኣለዉ።
“ኤርትራ ብኤርትራዊያን ኢሎም ናይ ዝሓስቡ ምትእኽኻብ ኢና።” ኣወሃሃድቲ ሳልሳይ ማዕበል ኣልኣሚን ዓብደላን ኪዳነ ሓጎስን
Alamin Abdela and Kidane Hagos Source: Supplied