ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ* ሓካይም ኣብ ቀንዲ ሆስፒታል ትግራይ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቀረባት ኢንሱሊን ብነፋሪት ተጓዒዞም ናብ’ቲ ክልል ክለኣኹ ከፍቅድ ተማሕጺኖም።* ኮኾብ ቴኒስ ኖቫክ ጆኮቪች ፈደራል ቤት ፍርዲ ኣንጻር’ቲ ቪዝኡ ከውሕሶ ዝገበሮ መጎተ ድሕሪ ምውሳኑ ካብ ኣውስትራልያ ወጺኡ፡* ቀ/ሚ ስኮት ሞሪሰን ሓደ ኣዕናዊ ጹናሚ ንፓሲፊካዊት ደሴታዊት ሃገር ቶንጋ ድሕሪ ምህራሙ ኩሉ ዝከኣል ዘበለ ደገፍ ከበርክት ምዃኑ ቃል ኣትዩ።* ልዑል ዋጋታት መመርመሪ ኮቪድ-19 ራፒድ ኣንቲጀን ቴስት እናወሰኸ ምኻዱ ነቲ ሃልኪ ዝከታተል ኣውስትራልያዊ ኮሚሽን ስክፍታ ፈጢርሉ
ዋጋታት መመርመሪ ኮቪድ ዝወሰኹ ክሕተቱ'ዮም፤ ጆኮቪች ኣውስትራልያ ጠሪዛቶ፤ ትግራይ ናይ ሰሙን ቀረብ መድናሂት ሕማም ሽኮር ጥራይ ተሪፉዋ
Source: Getty