Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ናይ ብሪጣንያ ቀዳማይ ሚኒስተር : መንግስቱ ኣብዝመጽእ ምርጫ እንተተዓዊቱ ቁጽሪ ስደተኛታት ከምዘጉድሎ ቃል ኣትዩ። (ካብ ዜናታት)

a plume of ash rising from the Whakaari or White Island volcano Source: GNS

ኣርእስታት ዜና፡ኣብ ናይ ፍሎሪዳ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ዝተፈጸመ ብተኹሲ ቅትለት ግብረ ሽበራዊ ስራሕ ምዃኑ ከምዝኣምን F-B-I ገሊጹ ፍሉጣት ደረፍቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ዑደት ክገብሩ እዮም። ጽባሕ ብርቱዕ ባርዕ ጫካ አብ ኒው ሳውዝ ወልስ ትጽቢት ኣብዝግበረሉ እዋን በራጊድ ምጥፋእ ሓዊ ናይ መከላኸሊ ባርዓት ስራሕ አብ ምስራሕ ነጢፎም ይሰርሑ ኣለዉ።ብዛዕባ ስደተኛታት ዝምልከት ዓቢ ሰብኣዊ ቅልውላው ከምዘሎ ናይ ፈደራል ሌበር ኣባላ ፓርላማ ፒተር ካህሊል ገሊጹ።ናይ ብሪጣንያ ቀዳማይ ሚኒስተር ቦሪስ ጆንሰን መንግስቱ ኣብዝመጽእ ምርጫ እንተተዓዊቱ ቁጽሪ ስደተኛታት ከምዘጉድሎ ቃል ኣትዩ።ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ዝፈሊ አገባብ ምእታው ኣብ ቤት ምግቢ አብቂዑ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ናይ ብሪጣንያ ቀዳማይ ሚኒስተር : መንግስቱ ኣብዝመጽእ ምርጫ እንተተዓዊቱ ቁጽሪ ስደተኛታት ከምዘጉድሎ ቃል ኣትዩ። (ካብ ዜናታት) 09/12/2019 13:21 ...
ኣብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ብምጥሓላ ብውሕዱ 41 ሰባት ሞይቶም ። (ካብ ኣርእስታት ዜና) 25/02/2021 13:42 ...
ዓለም ሎሚ ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ዊዒላ፧ 25/02/2021 07:33 ...
መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ትግራይ ዝምልከት ኣብ ዓለም ዝቃላሕ ዘሎ ሓበሬታት ኣማሪሩ። (ካብ ጸብጻባት) 25/02/2021 05:25 ...
ኣብ ገማግም ባሕሪን ርሑቕ ከባቢታት ንምንባር ምስትውስኑ ዝሕግዙ ሓበሬታት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 24/02/2021 09:15 ...
"ኣብ ትግራይ ክሳብ 3000 ደቂ ኣንስትዮ እየን ተደፊረን" መም ኣስቴር ፍትዊ 24/02/2021 12:22 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 22 ለካቲት 2021 22/02/2021 14:40 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ክታበት ኮቪድ-19 ጀሚሩ። 22/02/2021 06:50 ...
ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ታሪኽ ጋንታ ሪያል ሶሰይዳድ ኣብ ሓደ ግጥም ሰለስተ ሽቶታት ዘመዝገበ ዝነኣሰ ተጻዋታይ ኮይኑ 22/02/2021 11:07 ...
"ኣድሓኖም ኣብ ኩሉ ቦታ ከም ኩሉ ክኸውን ዝኽእል ሰብ'ዩ ኔሩ።" ስነጥበባዊ ሃይለሚካኤል ሊንጎ 22/02/2021 14:31 ...
View More