Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኢትዮጵያ ሓይልታታ ካብ ግዝኣት ሱዳን ከየውጸአትን እቲ መሬት ናይ ሱዳን ከም ዝኾነ ኣፍልጦ ከይሃበትን ንልዝብ ቅርብቲ ከም ዘይኮነት ሱዳን ገሊጻ።(ሓጸርቲ ጸብጻባት)

Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ኢትዮጵያ፥ ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሴ ካብቲ ዝተሓስበሊ ጊዜ ከምዘይተሕልፍን ብጀካ ሕብረት ኣፍሪቃ ካልእ ሞንገኛ ኣብቲ ልዝብ ከም ዘይትቕበል ሓቢራ። ንሰራዊት ኢትዮጵያ ክመርሕ ብቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ዝተመዝዘ ተጋዳላይ ህወሓት ዝነበረ ጀነራል ዮሐንስ ገብረመስቀል እቲ ኣብ ትግራይ ምስ ህወሓት ዝገጠመሉ ውግእ "ረሳሕ ኩናት" ብምባል ብልዝብ ክፍታሕ ድሌት ከም ዘለዎ ንኣምባሳደራት ተዛሪቡ።ኣብ ክልል ሶማል ኣብ ልዕሊ 40 ወረዳታት ከቢድ ድርቂ ኣጋጢሙ።ብተቓውሞ ኣብ ዓፋር ተዓጽዩ ዝነበረ መገዲ ኣዲስ ኣበባ ጁቡቲ ብሓይልታት ፌደራል ተኸፊቱ። ዝብሉ ኣርእስታት ጸብጻባት ሉኡኽና እዮም፡ ፡

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኢትዮጵያ ሓይልታታ ካብ ግዝኣት ሱዳን ከየውጸአትን እቲ መሬት ናይ ሱዳን ከም ዝኾነ ኣፍልጦ ከይሃበትን ንልዝብ ቅርብቲ ከም ዘይኮነት ሱዳን ገሊጻ።(ሓጸርቲ ጸብጻባት) 18/03/2021 08:00 ...
ንምንታይ'ዩ ጾታዊ ዓመጽ ከጋጥም እንከሎ ብዙሓት መሰናኽላት ንፍትሒ ዝህልው፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ) 06/05/2021 16:11 ...
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ግብጺን ዑደት ይገብር ኣሎ። (ካብ ሓጸርቲ ጸብጻብ) 05/05/2021 06:07 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ብናጻ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምምሃር ይከኣል’ዩ። (መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 05/05/2021 07:55 ...
'ናይ ሓባር ኢፍጣር ወለዶታት ብሓንሳብ ክንእከብን ሃይማኖትን ባህልን ናብ ዝቕጽል ወለዶ ከነመሓላልፍን ይሕግዘና' - ኣማን ኣሕመድ ጣሃ 04/05/2021 09:57 ...
ኣብ ዙር ሩዋንዳ ሓደስቲ መንእሰያት ንኤርትራ ወኪሎም ይሳተፉ፣ ቀዳማይ መድረኽ ኮሎምቢያውያን ይዕብልሉዎ 03/05/2021 12:05 ...
'ኣብ’ዚ እዋን ምሉእ ትግራይ ክኽየድ ይከኣል፡ ኣብ ገለ ቦታታት ግን ረዲኤት ንምብጻሕ ወተሃደራዊ መሰነይታ የድሊ' ዲና ሙፍቲ 03/05/2021 11:20 ...
ኢትዮጵያ: ግብጽን ሱዳንን መጥቃዕቲ ክኸፍታ ከም ዝኽእላ ካብ ምሕንሓን ሓሊፈን ወተሃደራዊ ስምምዕ ተፈራሪመን ክትብል ኣብ ባይቶ ፀጥታ ሕ/ሃ ከሲሳ። 03/05/2021 06:11 ...
“ነቶም ናብ ዓመጽ ዘዋፍሩ እናኾነንና፡ ኣብ ጎኒ ዉጹዕ ህዝቢ ደው ኢልና ነንሕድሕድና ብፍቕርን ብሰላም ንንበር።” 01/05/2021 26:27 ...
ዕለታዊ ዜና 29 ሚያዚያ 2021 SBS ትግርኛ 29/04/2021 14:53 ...
View More