Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 25 መጋቢት 2021

Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** መንግስቲ ቪክቶሪያ ካብ 8 ሚያዝያ ጀሚሩ ኣህጉራዊ በረራታት ናብ መልበርን ከምዝጅምር ኣፍሊጡ ። *** ፈደራላዊ መንግስቲ ፡ ኢንዱስትሪ ስነ-ጥበብን መዘናግዕን ካብ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ካብዝወረዶ ዕንወት ንኽሓዊ ፡ 135 ሚልዮን ዶላር ወጻኢ ከምዝገብረሉ ኣፍሊጡ ። *** መትረብ ስወጽ ፡ ኣብ ዓለም ዝዓበየት ናይ ጽዕነት መርከብ ስለዝዓገተቶ 10 ዚጐዓዛ ጃላቡ ነታ መርከብ ንምውጻእ ይቃለሳ ኣለዋ። ኢትዮጵያዊያን ብፌስቡክ እንተዘይኮይኑ ምስ ሰራዊት ክዓጥቁ ከምዘይደልዩን፡ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ክብል ተዛሪቡ *** ሎሚ ኣብ መንጎ ጋንታታት ካርልተንን ኮሊንግዉድን ኣብ ዝግበር ግጥም ኤኤፍ ኤል ክሳብ 75,000 ዝበጽሑ ሰባት ኣብ መልበርን መጻወቲ ሜዳ ክርኬት ብ ኣካል ተረኺቦም ክርእይዎ እዩም።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 25 መጋቢት 2021 25/03/2021 15:33 ...
ንምንታይ'ዩ ጾታዊ ዓመጽ ከጋጥም እንከሎ ብዙሓት መሰናኽላት ንፍትሒ ዝህልው፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ) 06/05/2021 16:11 ...
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ግብጺን ዑደት ይገብር ኣሎ። (ካብ ሓጸርቲ ጸብጻብ) 05/05/2021 06:07 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ብናጻ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምምሃር ይከኣል’ዩ። (መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 05/05/2021 07:55 ...
'ናይ ሓባር ኢፍጣር ወለዶታት ብሓንሳብ ክንእከብን ሃይማኖትን ባህልን ናብ ዝቕጽል ወለዶ ከነመሓላልፍን ይሕግዘና' - ኣማን ኣሕመድ ጣሃ 04/05/2021 09:57 ...
ኣብ ዙር ሩዋንዳ ሓደስቲ መንእሰያት ንኤርትራ ወኪሎም ይሳተፉ፣ ቀዳማይ መድረኽ ኮሎምቢያውያን ይዕብልሉዎ 03/05/2021 12:05 ...
'ኣብ’ዚ እዋን ምሉእ ትግራይ ክኽየድ ይከኣል፡ ኣብ ገለ ቦታታት ግን ረዲኤት ንምብጻሕ ወተሃደራዊ መሰነይታ የድሊ' ዲና ሙፍቲ 03/05/2021 11:20 ...
ኢትዮጵያ: ግብጽን ሱዳንን መጥቃዕቲ ክኸፍታ ከም ዝኽእላ ካብ ምሕንሓን ሓሊፈን ወተሃደራዊ ስምምዕ ተፈራሪመን ክትብል ኣብ ባይቶ ፀጥታ ሕ/ሃ ከሲሳ። 03/05/2021 06:11 ...
“ነቶም ናብ ዓመጽ ዘዋፍሩ እናኾነንና፡ ኣብ ጎኒ ዉጹዕ ህዝቢ ደው ኢልና ነንሕድሕድና ብፍቕርን ብሰላም ንንበር።” 01/05/2021 26:27 ...
ዕለታዊ ዜና 29 ሚያዚያ 2021 SBS ትግርኛ 29/04/2021 14:53 ...
View More