Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ዕለታዊ ዜና 29 መጋቢት 2021 SBS ትግርኛ

Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣብ ግሬት ብሪዝቤን ዝነብሩ ተቐማጦ ፡ ካብ ሎሚ ጀሚሮም ንሰለስተ መዓልቲ ፡ ካብሰዓት 5 ድ / ቀ ፡ 6pm AED [ዓዲ] ካብ ገዛኦም ከይወጹ ተኣዚዞም። ** መራሒ አል-ሸባብ ኣብ ጅቡቲ ዝርከብ ናይ ፈረንሳይን አሜሪካን መዓስከራት መጥቃዕቲ ክፍጸም ጸዊዑ። ** መትረብ ስወጽ ዓጊታቶ ዘላ ፡ ሓንቲ ገዘፍቲ መራኽብ ንምውጻ እተገብረ ጻዕርታት እተወሰነ ዕቤት እኳ እንተኦሉ ፡ መዓስ ኣብ ማያት ጸብለል ከምትብል ግና ብንጹር ኣይተፈልጠን ። ** ኣብ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ፡ ኣደላይድ ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ሲድኒ FC ኣብ ስታድዩም ኮፐርስ ብዘርኣየቶ ሓያል ጸወታ ናይ 1 ብ 1 ስዕረት ሻድሻይ ናይ አ ሊግ ዓወት ኣመዝጊባ ኣላ ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ዕለታዊ ዜና 29 መጋቢት 2021 SBS ትግርኛ 29/03/2021 14:06 ...
ፎረም ውድባት ትግራይ ህወሓት ኣብ መዝገብ ግብረሽበራ ክሰፍር ንዝተወሰነ ውሳኔ ጉልባብ ምጽናት ዓሌት እዩ ብምባል ተቓዊሞም። 10/05/2021 05:54 ...
“ምግማቱ ዘየሸግር ብዙሕ ቁጽሪ ኤርትራዊ ኣብዚ ኲናት ሃሊቑ ኣሎ።” ፕሮ/ ዓወት ተወልደ 09/05/2021 20:40 ...
ንኤርትራውያን ን30 ዓመት ከውርደሎም ዝጸንሐ ግፍዕታት ኣብ ትግራይ ኣብ ትሕቲ 6 ወርሒ ብምፍጻም ንዓለም ኣርእይዋ - ሜሮን እስቲፋኖስ 08/05/2021 25:16 ...
“ኣብ ትግራይ ዘሎ ዉግእ ሓድሕድ ብገለ እንተተወዲኡ፡ ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ዘለዋ ረጽሚ ክገድድ ኢኻ ትጽበዮ።” ፕሮ/ ዓወት ተወልደ 07/05/2021 26:38 ...
መደብ ፍሮንትላይን ፒቢኤስ ሕሱም ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዝሰነደት ፊልም ኣቕሪባ; ሲድኒ ቀይድታት ኮቪድ ተተኣታቱ 07/05/2021 09:00 ...
ንምንታይ'ዩ ጾታዊ ዓመጽ ከጋጥም እንከሎ ብዙሓት መሰናኽላት ንፍትሒ ዝህልው፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ) 06/05/2021 16:11 ...
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ግብጺን ዑደት ይገብር ኣሎ። (ካብ ሓጸርቲ ጸብጻብ) 05/05/2021 06:07 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ብናጻ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምምሃር ይከኣል’ዩ። (መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 05/05/2021 07:55 ...
'ናይ ሓባር ኢፍጣር ወለዶታት ብሓንሳብ ክንእከብን ሃይማኖትን ባህልን ናብ ዝቕጽል ወለዶ ከነመሓላልፍን ይሕግዘና' - ኣማን ኣሕመድ ጣሃ 04/05/2021 09:57 ...
View More