Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኬንያን ሶማሊያን ዝሰሓሓባሉ ናይ ባሕር ግዝኣት እቲ ዝበዝሐ ክፋል ናይ ሶማሊያ ከምዝኾነ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ኣብ ዘሄግ ወሲኑ...(ዕለታዊ ዜና)

Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና** ቪክቶርያ ሎሚ ኣብ ኣውስትራልያ ካብ እተመዝገበ መዓልታዊ መልከፍቲ ዝለዓለ ቝጽሪ: ማለት 2,297: ከምኡውን 11 ሰባት ሞይቶም ኣለዉ ... ** ኬንያን ሶማሊያን ዝሰሓሓባሉ ናይ ባሕር ግዝኣት እቲ ዝበዝሐ ክፋል ናይ ሶማሊያ ግዝኣት ከምዝኾነ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ኣብ ዘሄግ ወሲኑ... **ኣብ ኖርወይ ከተማ ኮንስበርግ ፡ ሓደ ሰብ ቐስትን ፍላጻታትን ተጠቒሙ ምስ ኣጥቅዐ ፡ ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም ፡ ካልኦት ድማ ቈሲሎም እዮም ። **ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ድሕሪ ን ኣዋርሕ ዝጸንሐ ወጥሪ ኲናት ከምዝተጀመረ ናይ ግብረ ሰናይን ሓይሊታትን ምንጭታት ንኤኤፍፒ ከምዝገለጽሉን መንግስቲ ነቲ ሓድሽ መጥቃዕቲ ይደፍኣሉ ከምዘሎ ገሊጾም ። ** ኬንያዊት ኣትለት ኣግስኒስ ቲሮፕ ፡ ኣብ መበል 25 ዓመታ ኣብ ቤታ ተቐቲላ ተረኺባ...

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኬንያን ሶማሊያን ዝሰሓሓባሉ ናይ ባሕር ግዝኣት እቲ ዝበዝሐ ክፋል ናይ ሶማሊያ ከምዝኾነ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ኣብ ዘሄግ ወሲኑ...(ዕለታዊ ዜና) 14/10/2021 17:42 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (2 ታሕሳስ 2021) 02/12/2021 15:45 ...
ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝተመንዝዑ ቦታታት ኣብ ኣርባዕተ ግንባራት ከምዝመለሰ ገሊጹ፤ ሰራዊት ትግራይ ብወገኑ ናይ ቦታን ኣንፈት መጥቃዕትን ለውጢ ከም ዝገበረ ኣፍሊጡ። 02/12/2021 08:48 ...
ናብ ኣውስትራሊያ ክት ኣትዉ’ከለኹም ዝሓዝኩሞ ከተፍልጡ ንምንታይ የድሊ፡ ክኣትዉ ዝፍቀዱን ዘይፍቀዱን ነገራት’ከ ኣየኖይ’ዮም? ( ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 01/12/2021 12:02 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (29 ሕዳር 2021) 29/11/2021 15:55 ...
ብሰንኪ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኩናት ልዕሊ 9.4 ሚልዮን ሰባት ተጸበይቲ ሓገዝ ከም ዝኾኑ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። (ሓጸርቲ ጸብጻብ) 29/11/2021 07:33 ...
5 ኤርትራውያን ንስልማት ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ተሓጽዮም፣ ሃይለን ፈይሳን ክሳብ ኲናት ክንኣቱ ኢና ይብሉ 29/11/2021 10:36 ...
ብዙሓት ሃገራት ብስንኪ ተፈጢሩ ዘሎ ሓድሽ ዓሌት ቫይረስ ን ሃገራት ደቡባዊ ኣፍሪቃ ዶባተን ይዓጽዋ። 28/11/2021 08:59 ...
ለውጢ ክሊማን ተተካኢ ጸዓትን፡ ምስ ዶ/ር ሳላሕ ጅምዕ ን ዶ/ር ትኳቦን ተ/ሚካኤል 27/11/2021 28:35 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (25 ሕዳር 2021) 25/11/2021 17:21 ...
View More