Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (29 ሕዳር 2021)

Source: Getty Images

** ሓድሽ ዓሌት ኮሮና ቫይረስ Omicron [[OM-ee-kron]] ኣብ ኣውስትራሊያ ተረኺቡ ... ** ኣብ ሱዳን ቪዛ ናይ ኣውስትራሊያ ዝሓዙ ኤርትራዊያን ናብ ኣውስትራሊያ ንምምጻእ ዳግማይ ስግ ኣቶም ይገልጹ ... ** ወደብቲ ኣውስትራሊያ ኦፐን እዚ ሓድሽ ቫይረስ ከመይ ከምዝጸልዎ ምስ ፈደራል መንግስቲ ክዝቲ ምዃኑ ገሊጾም

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (29 ሕዳር 2021) 29/11/2021 15:55 ...
'ኣብ ኢትዮጵያ ጭቡጥ ዝኾነ ጻዕሪ ንምምጻእ ሰላም ምህላው' ንዋና ጸሓፊ ው. ሕ. ሃ. ኣሐጒሱ 20/01/2022 10:50 ...
በዓል ጥምቀት ኣብ ኣስመራ መምርሒታት ኮቪድ ብምኽታል ኣብ መቐለ ኸኣ ብስግኣት መጥቃዕቲ ድሮን ታቦት ከይወጸ ተኸቢሩ 20/01/2022 06:03 ...
'ካብ ጸገም ኮቪድ ዝወጸት ሃገር የላን፡ እተን ትሑት መጠን ክታበት ዘለወን ግን ዝያዳ የሻቕላኒ' ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም 20/01/2022 08:18 ...
ክታበት ዘይድግፍ ኖቫክ ጆኮቪች ዓዱ ብድሙቕ ትቕበሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ግን ናቱ ገዲፉስ... ተባሂሉ ይውቀስ 19/01/2022 13:10 ...
“እቲ ህዝቢ ገንዘቡ ኣብ ምንታይ መዓላ ከምዝወዓለ ንምፍላጥ ናይ ምሕታት ባህሊ ከማዕብል ኣለዎ።” መም ዮሴፍ ወርቀ 18/01/2022 11:34 ...
ዋጋታት መመርመሪ ኮቪድ ዝወሰኹ ክሕተቱ'ዮም፤ ጆኮቪች ኣውስትራልያ ጠሪዛቶ፤ ትግራይ ናይ ሰሙን ቀረብ መድናሂት ሕማም ሽኮር ጥራይ ተሪፉዋ 18/01/2022 11:34 ...
ትግራይ ሃገር ክትከውን ብቅሉዕ ዝጠለባ ክልተ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ትግራይ ናህሪ ቃልሲ ንምቅልጣፍ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስረት ሓቲተን 17/01/2022 07:43 ...
ቢንያም ግርማይ ኣንፈቱ ናብ ጂሮ ድ'ኢታልያ ኣቕኒዑ፣ ኢትዮጵያ ናብ ዝቕጽል ዙር ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ ምሕላፍ ዕድላ ኣብቂዑ 17/01/2022 12:04 ...
ሰራሕተኛታት መእለዪ ኣረጋውያን ብኮቪድ-19 ድሕሪ ምልካፎም ናብ ስራሕ ዝምለስሉ ግዜ ስለዝሓጸረ ኣብ ድሕነት ኣረጋውያን ፍርሒ ፈጢሩ 17/01/2022 08:24 ...
View More