ኣርእስታት ዜና ** ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ ሎሚ ኣስታት 35,000 [[34,994]] ቪክቶሪያ ድማ 22,000 [[21,997]].ዝኾኑ ሓደሽቲ ብ ኮቪድ-19 ዝተለኽፉ ተረኺቦም ** ብምኽንያት ስእነት መድሃኒት ኣብ ሆስፒታላት ትግራይ ሕሙማት ይሞቱ ኣለዉ ተባሂሉ። ** ተጻዋታይ ቴኒስ Novak Djokovic ኣብ ናይ ስደተኛታት መሐበሲ መልበርን ክጸንሕ ተጌሩ
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (06 ጥሪ 2022)
Source: Getty Images