Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (31 ጥሪ 2022)

Source: Getty Images

** ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ኣውስትራሊያውያን ቆልዑን መምህራንን ካብ ሎሚ ጀሚሮም ሓድሽ ዓመት ትምህርቲ ኣብዝጅምርሉ ስድራቤታት ደቆም እንተዘይተኸቲቦም ክኽተቡ ጻዊዒት ቀሪቡ ።... ** ኣመሪካን ብሪጣኒያን ፡ ኣብ ዩክረይን ዘሎ ወጥሪ ኣብ ዝዓብየሉ ዘሎ እዋን ፡ ሩስያ 'ሃሳዪ ማዕቀብ ክግበረላ 'ዩ' ኢለን ኣጠንቂቐን ** ኣዳለውቲ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሩዋንዳ ዘቕረብዎ መምርሒታት ጥዕና ከተማልእ ስለዘይትኽእል ኤርትራ ኣብ'ዚ ዓመት ኣይክትሳተፍን'ያ

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (31 ጥሪ 2022) 31/01/2022 15:28 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (04 ሓምለ 2022) 04/07/2022 57:26 ...
"ዘየዳግም ስጉምቲ ክንወስድ ኢና።" ፊ/ማ/ብርሃኑ ጁላ። "ብሓይሊ ኮነ ብሰላም ኣገዳሲ ምድላው ንገብር ኣለና" ጀ/ ታደሰ ወረደ 04/07/2022 09:55 ...
ክትዕ፣ ቆይቂ፣ ጸርፊን ነገርን ዘብዝሕ ኣውስትራልያዊ ኮኾብ ቴኒስ ኒክ ኪርዮስ ርእይቶ ሰባት ይመቓቕል 04/07/2022 11:27 ...
"ኣፍሪቃዊያን መንእሰያት ፖሊስ ኮይኖም ክሰርሑ ኢና ንሕግዞም ዘለና።" ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ ኣካያዲ Africause 04/07/2022 14:05 ...
ሆንግኮንግ ናብ ቻይና ዝተረከበትሉ መበል 25 ዓመት ኣብተኽብረሉ፡ ምስ ቻይና ምጽንሓ ረቢሓዶ ተጎዲኣ፧ 03/07/2022 04:59 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (30 ሰነ 2022) ፖድካስት 30/06/2022 55:12 ...
ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዘሎ ወጥሪ ሃዲኡ ብልዝብ ክፍታሕ ጸዊዖም። 30/06/2022 17:17 ...
ኔቶ ንዩክሬን ቀታሊን ዘይቀታሊን ሓገዝ ክህብ ቃል ይኣቱ። ቱርኪ ንሽወደንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ ንምጽንባር ከተስምዖ ዝጸንሐት ተቓውሞኣ ተልዕል 30/06/2022 05:20 ...
"ምምህርና ፍልጠትካን ትምህርትኻን ንኽትውስኽ ዝሕግዝ ሞያ እዩ።" ዝርርብ ምስ መም/ ጀማል እኩድ 29/06/2022 12:56 ...
View More