**ንልዕሊ 16 ዓመት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝጸንሑ 3ይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ኣብ መበል 97 ዓመቶም ዓሪፎም።** እቲ ብ ፌደራላዊ መንግስቲ ብዛዕባ ሃይማኖታዊ ኣድልዎ ሕጊ ወይ ቢል ኣብብባይቶ ወከልቲ ናይ ነዊሕ ግዜ ክትዓት ድሕሪ ምክያዱ ድሕሪ ምሕላፉ ናብ ላዕለዋይ ባይቶ ቤት ክሰግር እዩ ። ** ከንቲባ ከተማ ዊንድሶር ፡ ኦንታርዮ ካናዳ ፡ ነቲ ኣብ መንጎ ዲትሮይትን ዊንድሶር ፡ ኦንታርዮ ፡ ንኣምባሳደር ብሪጅ ጽልዋ ዘሕድር ዘሎ ምስ ኮቪድ ዝተሓሓዝ ተቓውሞታት ንምብዳህ ተወሳኺ ዓቕሚ ክወሃቦ ሓቲቱ ።
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (10 ለካቲት 2022)
Source: Getty Images