**ኣብ ዩክሬን ዝርከቡ ኣውስትራሊያዊያን ብህጹጽ ክወጹ ጸዋዕታ ቀሪቡ። ** Novavax ክታበት ኮቪድ-19 ሎሚ ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ክዝቢ ክኽተቦ ጀሚሩ ** S-B-S ካብ ሎሚ ምሸት [14 ለካ.] ጀሚሩ ብዓረብኛን ብማንዳሪንን ዝቐርብ ክልተ ሓድሽ ናይ ተለቪዥን ዜና መጽሐት ይጅምር ኣሎ ።
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (14 ለካቲት 2022)
Source: Getty Images