** ኣብ ምዕራብ ሲድኒ ብርቱዕ ዝናብ ይሃርም ስለዘል ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ተቐማጦ ፡ ካብ ኣባይቶም ክወጹ ተገዲዶም ...** መራሕቲ ኅብረት ኣፍሪቃ ፡ ነቲ ኣብ ዩክረይን ኣብ ዶብ ንምስጋአ ዘሎ ኣብ ልዕሊ ኣፍሪቃውያን ዝወርድ ግፍዒ ከም ዘተሓሳሰቦም ገሊጾም... ** ሩስያዊ ቢልዮነር ሮማን ኣብራሞቪች ፡ ንክለብ ቸልሲ ክሸጠ መደብ ከም ዘለዎ ኣፍሊጡ ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ራሻን ዩክሬንን ንዳግማይ ዘተ ይዳለዉ፡ ወተሃደራት ራሻ ከተማታት ይቆጻጸሩ፥ ዕለታዊ ዜና SBS ጥግርኛ (03 መጋቢት 2022)
Source: Getty Images