Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ፕ/ት ዘለንስኪ ሓይልታት ሩሲያ ሰኑይ ንናይ ዩክሬይን መከላኸሊ ትካላት ከጥቅዑ ትጽቢት ይገብር ። (ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 7 መጋ 22)

Source: Getty Images

** ሓይልታት ሩስያ ንዝሓዝዎ ትካል ኑክሌስ ዩክሬና፡ ኣብ ትሕቲ ኣዘዝቲ ሩስያዊያን ኮይኖም ፡ራሕተኛታት ዩክሬናዊ ያን ኣብ የካይድዎ ኣለዉ ።** ሬሳ ናይቲ ፍሉጥ ተጻዋቲ ክርኬትን መርኣያ ስፖርት መልበርን ዝኾነ ሸን ዋርነ ፡ ንመስርሕ መርመራ ክጅምር ኣብ ከተማ ሱራት ታኒ ኣትዩ ኣሎ** ሓይሊ ዕማም ጸጥታን ድሕነትን ኢትዮጵያ ኣብ በዓላት ዝኽሪ ዓድዋን ካራማራን ብሄር ኣብ ልዕሊ ብሄር ሃይማኖት ኣብ ልዕሊ ሃይማኖት ከባእሱ ዝፈተኑ ዝበሎም ይኣስር** ኣብ መክሲኮ ዝተገብረ ጸወታ ኲዕሶ እግሪ ብዝተፈጥረ ዕግርግር ብዙሓት ቆሲሎም

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ፕ/ት ዘለንስኪ ሓይልታት ሩሲያ ሰኑይ ንናይ ዩክሬይን መከላኸሊ ትካላት ከጥቅዑ ትጽቢት ይገብር ። (ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 7 መጋ 22) 07/03/2022 14:11 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
"ስዉእ ዶ/ር ኣረጋይ ሃብተ ኣብቲ'ቶም ዝተቐሉ ወልዳይ ግደይን ኪዳነ ክፍሉን ዝተቐብርሉ'ዩ ተቐቢሩ።" ካልኣይ ክፋል ዝርርብ ምስ ተጋ/መስፍን መንግስቱ 21/06/2022 13:25 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (20 ሰነ 2022) 20/06/2022 55:47 ...
ኣብ ኤርትራ ንሰማእታት ጸሎተ ፍትሓትን ደርስን ዱዓን ከም ዝተኻደሎም ተገሊጹ። 20/06/2022 07:26 ...
ኪልያን ምባፐ ብሰንኪ መጠኑ ዝሓለፎ ነቐፌታታትን ዘለፋታትን ካብ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳ ክሰናበት ሓሲቡ፣ ሙሉ ክንፈ ዓወት ኣመዝጊቡ 20/06/2022 10:36 ...
View More