** ራሻ ኣብ ግዝኣት ናይቲ ምትእኽኻብ ግዝኣት ንዝግበር መጥቃዕቲ ኔቶ ብምሉእ ዓቕሚ ግብረ መልሲ ከምዝህብ ዋሺንግቶን ኣጠንቂቓ። ** ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስን ኲንስላንድን ብዛዕባ ዝወረደ ምጥልቕላቕ ማይ መንግስቲ ዝሃቦ ምላሽ ክምርመር ጻዊዒት ይቐርብ ኣሎ ** ኣብ ባሕሪ መዲተራንያን ስደተኛታት ጥሒሎም 19 ሰባት ሞይቶም
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
"ሩስያን ዩክረይንን ክዛተያ እየን" (ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 14 መጋቢት 2022)
Source: Getty Images