ኣርእስታት ዜና፡ ** ናይ ዩክሬን ፕረሲደንት ቮሎድሚር ዘለንስኪ ንኮንግረስ ኣመሪካ መደረ ኣስሚዑ **ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ንመራሒ ራሻ ቪላድሚር ፑቲን “ገበነኛ ኲናት” ክብል ጸዊዕዎ ** ሰርብያዊ ኮኾብ ተጻዋቲ ተኒስ ባይታ ኖቫክ ደጆኮቪች ዋላ "ኳ ኮቪድ-19 ክታበት እንተዘይተኸትበ ኣብ ሮላንድ ጋሮስ ክጻወት እዩ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
"ቭላድሚር ፑቲን ገበነኛ ኲናት'ዩ" ጆ ባይደን (ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 17 መጋቢት 2022)
Source: Getty Images