Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

መጥቓቲ ቅድሚ ሕጂ ዘይተፈተነ ሚሳይል ራሻ ኣብ ዩክሬን (ዕለታዊ ዜና 21 መጋቢት 2022)

Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና፡** ፕረዚደንት ዩክረይን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ፡ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ሃገሩ እተካይዶ ዘላ ወራር ምስቲ ናዚ ጀርመን ዝገበሮ ተግባራት ኣነጻጺርዎ። ** ፒተር ማሊናስኪስ [ተንኰለኛታት] ሓድሽ ናይ ደቡብ ኣውስትራልያ ፕሪሜር ኮይኑ ቃል ማህላ ፈጺሙ ። ** ብኢራን ዝድገፉ ሓይልታት ሁቲ ኣብ ሱዕዲ ዓረን ናይ ነዳዲን መጻረዪ ማይን ትካላት ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቓዕቲ ፈጺሞም።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
መጥቓቲ ቅድሚ ሕጂ ዘይተፈተነ ሚሳይል ራሻ ኣብ ዩክሬን (ዕለታዊ ዜና 21 መጋቢት 2022) 21/03/2022 14:39 ...
ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (27 ሰነ 2022) 27/06/2022 55:01 ...
መርሃዊ ቅዱስ ሻምፒዮን ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ኮይኑ፣ ደቀንስትዮ መንእሰያት ሕርይቲ ጋንታ ክሳብ ሕጂ ኣብ ኡጋንዳ ይሕብኣ 27/06/2022 10:29 ...
ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፡ 170 ኪ.ሜ ዶብ ኢትዮጵያ ጥሒሶም መደበር ዕደና ወርቂ ከምዝተቘጻጸሩ ተገሊጹ። (ጸብጻብ) 27/06/2022 09:38 ...
ኣብ ድሮ ዋዕላ G7; ዋና ከተማ ዩክሬን ኬቭ ብሚሳይላት ትድብደብ.... 27/06/2022 04:43 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
View More