** መራሕቲ ዓለም ብዛዕባ ወረራ ራሻ ኣብ ዩክሬን ንምዝታይ ናብ ብራስለይ ኣትዮም ** ኣፍራዪ መድሓኒታት Moderna ኣብ ሰሜናዊ ንፍቀ ክቢ ናይ ፈለማ ማእከል መፍረ ክታበት mRNA ኣብ መልበርን ክሃንጽ እዩ። ** ተቐዳደምቲ ኤርትራ ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽግለታ ኣፍሪቃ ግብጺ 2022 ኩሉ መዳልያታት ወርቂ ወሲዶሞ
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ኣመሪካን መሓዙታን ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ዝኸፍአ ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ብራስለስ ይእከቡ። (ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 24 መጋ 2022)
Source: Getty Images