ኣርእስታት ዜና፥ ** ጽባሕ ሚሸት ብሰልፊ ጥምረት ቅድሚ ዝግለጽ ባጀት ገለ ምልክታት እቲ ባጀት ይግለጽ ኣሎ። ** ኣመሪካ ን ፕረሲደንት ሩሲያ ቪላድሚር ፑቲን ናይ ምዕላው ስትራተጂ ከምዘይብላ ገሊጹ። ኣብ ስፖርት, ** ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ሰንበት ኣብ ናይ ቅድድም ህይወቱ ዝዓበየ ዓወት ብምምዝጋብ ናብ ታሪኻዊ ዓወት ኸንት-ዊቪልኸም ፈንጢሱ ከምዝኣተወ ተፈሊጡ፣
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
"ኣመሪካ ኣብ ዝኾነ ሃገር ናይ ስርዓት ለውጢ ናይ ምግባር ስትራተጂ የብላን።" (ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 28 መጋቢት 2022)
Source: Getty Images