ኣርእስታት ዜና፥ ** ሓድሽ መዐቀኒ ድምጺ ህዝቢ፡ ሰልፊ ተቃዋሚ ተደላዪ ኮይኑ መሪሕነቱ ይቕጽል መንግስቲ ግና ነቲ ጋግ የጽብብ ... ** ራሻ ገበን ኲናት ምፍጻማ መርትዖ ኣለኒ ክትብል ዩክሬን ኣፍሊጣ ... ** ኣብ ባሕሪ ሜድትራንያን ትጓዓዝ ዝነበረት ጃልባ ብምጥሓል ልዕሊ90 ሰባት ምስጣሞም ሓኻይም ብዘይ ዶብ ገለጸ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (4 ሚያዚያ 2022)
Source: Getty Images