ኣርእስታት ዜና፥ **ብምኽንያት ዝቐርብ ዘሎ ናይ ኲናት ገበን ዘቑጽር መርትዖታት ኣመሪካን እንግሊዝን ዝሓየለ ማዕቀብ ኣብ ልዕሊ ራሻ ወሲኸን። ** መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ፈደራል ናይ ራሻ ዲፕሎማት ካብ ኣውስትራሊያ ክወጹ ጸዊዑ።** ሽዱሽተ ናይ ኣመሪካ ዲፕሎማሰኛታት ነበር ኣብ ኢትዮጵያ ፡ ኩናት ትግራይ ከብቅዕ ፡ ከምኡ 'ውን ወተሃደራት ኤርትራ ናብ ሃገሮም ክስሕቡ ጸዊዖም። **ኣብ ሱዳን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዝገብሩ ዝነበሩ ብ ኣሻሓት ዝቑጸሩ ሰባት ፖሊስ መንብዒ ጋዝ ተኩስሎም።** ፕሬዝዳንት ቡርኪናፋሶ ዝነበረ ብሌዝ ኮምፓኦሬ ኣብ ቅትለት ፕሬዝዳንት ቶማስ ሳንካራ ኢድ ኔርዎ ተባሂሉ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪድዎ።** ናይ ኣውስትራሊያ ዉድድር Grand Prix ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ተመሊሱ...
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (07 መጋቢት 2022)
Source: Getty Images