ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብቲ ናይ መጀመርያ መራሕቲ ናይ ፈደራል ምርጫ ጎስጓስ ኣብ ዝካየደሉ ዝነበረ እዋን ናይ ኣውስትራሊያ ናይ ሓለዋ ዶባት ፖሊሲታት ቀንዲ ኣርእስቲ ኮይኑ ኣምስዩ። ። ** ሰራዊት ሩስያ ፡ ነቲ ሳማት ኢ-ሲ-ቢ-ኤም ብዝብል ስም ዝፍለጥ ሃገራት ዝጠሓሕስ ሓድሽ ባለስቲክ ሚሳይል ዕዉት ፈተነ ከምዘካየደ ይገልጽ** ኣዳለውቲ ዉድድራት ባይታ ቴኒስ ዊምበልደን ፡ ኣብዚ ዓመት እዚ ብሰንኪ እቲ ኣብ ዩክረይን ዝግበር ዘሎ ውግእ ፡ ተጻወትቲ ተኒስ ሩስያን ቤላሩስን ኣብቲ ፍጻመ ከይወዳደሩ ኺእግዱ እዮም ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (21 መጋቢት 2022)
Source: Getty Images