ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣውስትራሊያውያን ንመዓልቲ ANZAC ንምዝካር ብንግሆኡ ተኣካኺቦም ኣርፊዶም ።** ኢማኑዌል ማክሮን እንደገና ፕረዚደንት ፈረንሳ ኰይኑ ተመሪጹ ኣሎ ። ** ኣብ ናይ ሱዳን ዳርፉር ብዝተፈጥረ ጎንጺ ብውሕዱ 168 ሰባት ተቐቲሎም: ክብሉ ጉጅለ ረድኤት ኣፍሊጦም።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (25 ሚያዚያ 2022)
Source: Getty Images