Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ሼኽ መሐመድ አል-ዓሙዲ ኣብ ኢትዮጵያ 4 ቢሊዮን ብር ዝውድእ ፋብሪካ ክሃንጽ እዩ። (ካብ ኣርእስታት ዜና)

Water bombing aircraft battle tFire in the south west of Sydney, Source: AAP

ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ ሰሜን ኒውርክ ዝርከብ ናይ አይሁድ ማሕበረሰብ ንሓሙሽተ ሰባት ብኻራ ወጊኡ መጥቃዕቲ ዝፈጸመ ሰብ አብ ቀይዲ ኣትዩ ድሕሪ ምኽሳሱ ገበነኛ ኮይኑ ኣይተረኽበን። ኣብ ዋና ከተማ ሶማሊያ ኣብ ሞቓዲሾ ሓንቲ መኪና ቦምባታት ጺዒና ብምፍንጃራ ንዝተጎድኡ ሰባት ንምርዳእ ቀረብ መድሃኒት ብሓንቲ ወተሃደራዊት ነፋሪት ቀሪቡ። ኣብ New South Wales ኣብ ምጥፋዕ ባርዕ ሓዊ ተዋፊሮም ንዘለዉ ከም ካሕሳ ዝኸውን ኣሻሓት ዶላራት ክኽፈሎም እዩ። ኣብ የመን ብዝተገብረ ብላስቲካዊ መጥቃዕቲ 9 ሰባት ተቐቲሎም።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ሼኽ መሐመድ አል-ዓሙዲ ኣብ ኢትዮጵያ 4 ቢሊዮን ብር ዝውድእ ፋብሪካ ክሃንጽ እዩ። (ካብ ኣርእስታት ዜና) 30/12/2019 10:15 ...
ኣብ ኣውስትራልያ ንፈለማ ግዜ ኣብ ግዝኣት ሳውዝ ኣውስትራልያ ክታበት ኣስትራዘነካ ምሃብ ተጀሚሩ 07/03/2021 07:41 ...
መንእሰይ ሙባረክ ሙስጦፋ፡ ኣባላት ማሕበረሰብ ኣብ ሃርሞኒ ደይ ተሳትፎ ክገብሩ ይጽውዕ። 05/03/2021 08:16 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 04 መጋቢት 2021 04/03/2021 14:21 ...
"ሃለዋት ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ትግራይ ክፈልጥ ከም ዘይከኣለ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሓቢሩ፣ (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 04/03/2021 07:10 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ትምህርቲ ድሕሪ ምውዳእ ብኸመይ ናይ ስራሕ ቪዛ ይርከብ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 03/03/2021 07:42 ...
"ዛጊት ልዕሊ 200 ሽሕ ናይ ቋንቋ ትግርኛ ሓሳባት ኣብ ጉግል ኣትዩ ኣሎ።" ኢንጂኔር ክፍላይ ተወልደብርሃን 03/03/2021 12:32 ...
ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ መዲያ (ምስ መም ዮሴፍ ወርቀ) 03/03/2021 11:24 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 01 መጋቢት 2021 01/03/2021 13:58 ...
ጋዜጠኛ ስፖርት ማስተር ተስፋጽዮን ምስ ብሊቸር ሪፖርት ውዕሉ ኣናዊሑ፡ በኣምላክ ተሰማ ግጥም ጋናን ደቡብ ኣፍሪቃን ክዳኒ'ዩ 01/03/2021 09:28 ...
View More