Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ እስራኤል ንሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ዝቐተሉ ሰለስተ ኤርትራዊያን ተኸሲሶም።

Source: SM

ኣርእስታት ዜና፡ኣብ ዒራቕ ዝርከብ ኤምባሲ ኣመሪካ ወሪሮም ኣትዮም ዝነበሩ ሚሊሽያ መንግስቲ ኣመሪካ ተወሳኺ ሓይሊ ድሕሪ ምውፋሩ ከምዝወጹ ተጌሩ።ባርዕ ጫካ ንብረትን ገዛውቲን እናዕነወ ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ምንዳዱ ቀጺሉ።ኣብ 2019 ብሰንኪ ምውዳቕ ዓበይቲ ነፈርቲ ዝስዕብ ሞት ኣብ ዙርያ ዓለም ብልዕሊ ፍርቂ ከምዝነከየ ተፈሊጡ።ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ጽርግያታት ብሓደጋ ዝመውት ሰብ ኣብ 2019 ብምውሳኽ ሞት ናይ 1200 ሰባት ኣጋጢሙ፡፤ኣብ ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ድሕሪ ዝተፈጥረ ሽግር ኣብ ካልኦት ዩኒቨርሲታት ኢትዮጵያ ወጥሪ ሰፊኑ ከምዘሎን ዩኒቨርሲታት ይ ዕጸዋ ምህላወንን ተፈሊጡ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣብ እስራኤል ንሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ዝቐተሉ ሰለስተ ኤርትራዊያን ተኸሲሶም። 02/01/2020 14:39 ...
ኣብ ከተማ ኣምቦ ኣብ ልዕሊ ናይ ደገፍ ሰላማዊ ሰልፊ ዝገብሩ ዝነበሩ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ። (ካብ ዜናታት) 24/02/2020 07:53 ...
ጭንቀት ናይቶም ኣብ ሕምብርቲ ለብዳ ቫይረስ ዝኾነት ክ/ሃገር ሁበይ ዝርከቡ ዜጋታትን ጥርዓንን 24/02/2020 03:55 ...
ኣብዚ ቕነ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት 24/02/2020 10:19 ...
“ዉዒሉ ሓዲሩ ደጀን ኤርትራዊያን ተጋሩ፡ ደጀን ተጋሩ ድማ ኤርትራዊያ እዮም።” ስየ ኣብርሃ 24/02/2020 06:14 ...
"ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብ ሜዳ ዝወረደ ብሚሽን (ተላኢኹ) እዩ፡ ዝብል እምነትዩ ዘሎኒ።" ዶ/ር መሓመድኬር ዑመር 22/02/2020 49:49 ...
ኣውስትራሊያ ቁጠባኣ ከይህሰ ካብ ብዙሕ ሃገራት ተመሃሮ ክመጽዋ ሃሰው ትብል፥ 22/02/2020 03:33 ...
ዶ/ር ዓብደላ፡ካብ ሓኪም ህስፒታል ኣብ ከረን ናብ ብዘይክሲ ን20 ዓመት ፍርዲ ማእሰርቲን ስደትን 20/02/2020 38:53 ...
“ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንናይ ግዳማዊ ምትእትታው ዘይቃወም እንተኾይኑ፣ ን ትግራይ ከም ሃገር ክፈልጣ ኣለዎ።” ዶ/ር ደብረጽዮን 20/02/2020 06:15 ...
ምድላው ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 19/02/2020 08:28 ...
View More