Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ስደተኛታት ጽዒና ካብ ሊብያ ዝተበገሰት ጃልባ ጥሒላ 80 ሰባት ኣብ ባሕሪ ጠፊኦም።

A Malian survivor of a shipwreck stands in the Red Crescent center of Zarzis, southern Tunisia,

ስደተኛታት ጽዒና ካብ ሊብያ ናብ ኣውሮጳ ተምርሕ ዝነበረት ጃልባ ጥሒላ ኣብ ካብ ዝነበሩ 80 ሰባት ኣብ ባሕሪ ከምዝተፍኡ ተፈሊጡ።እዚ ዝኸውን ዘሎ ሓደ መዓልቲ ድሕርቲ ኣብ ሊብያ ዝርከብ መዳጎኒ ስደተኛታት ብነፋሪት ተወቒዑ ብዙሓት ሰባት ምዉታትን መቑሰልቲን ምግጣሙ እዩ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ስደተኛታት ጽዒና ካብ ሊብያ ዝተበገሰት ጃልባ ጥሒላ 80 ሰባት ኣብ ባሕሪ ጠፊኦም። 06/07/2019 04:42 ...
ህቡባት ስፖርታውያን ንፉዓት ፖለቲከኛታት ይወጾም'ዶ፧ ውዕሎታት ግጥማት ሴካፋ ት20 መንእሰያትን ሻምፒዮና ዓለም ቅድድም ብሽክለታን (ገለ ካብ ትሕዝቶታት ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ) 23/09/2019 12:01 ...
ምብጻሕ ኣብ ባስልዮስ ናብ ኣውስትራሊያ ካብ ገለ ኣባላት ማሕበረሰብ ኤርትራ ተቓዉሞ ኣጋጢምዎ። (ካብ ዕለታዊ ዜና) 23/09/2019 10:30 ...
በዓል ኢሬቻ ድሕሪ 120 ዓመታት ኣብ ኣዲስ አበባ ክጽምበል ምቅርራባት ይግበር ኣሎ። (ካብ ጸብጻባት ልኡኽና) 23/09/2019 04:06 ...
ኣብ ግብጺ ተለዓዒሉ ብዘሎ ህዝባዊ ተቓዉሞ ብዙሓት ሰልፈኛታት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም። (ካብ ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃ) 22/09/2019 08:19 ...
"ኣውስትራሊያ ናብ ከዋኽብቲ ክትበጽሕ እያ" ቀ.ሚ. ሞሪሰን 22/09/2019 06:10 ...
ዕላል መጽሓፍ ምስ ደራሲ እዮብ ብእምነት (ሚሊዮን በረኸት) 20/09/2019 47:23 ...
ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዘለዉ ናይ ፖለቲካ እሱራት ብዘይ ቅድመ ኩነት ክፍትሑ ጸዊዒት ቀሪቡ። 19/09/2019 08:06 ...
ግብጺ፡ ዓቢ ሓጽቢ ህዳሰ ኣብ 7 ዓመታት ማይ ንክመልእ ዘቕረበቶ እማመ ኢትዮጵያ ኣይተቐበለቶን::( Tigrinya news) 19/09/2019 11:28 ...
“እቲ ንሕና ንፈልጦ፡ ህዝቢ እንተዝፈልጦ፡ ኩሉ ኣብ ጎንና ኮይኑ ምደገፈና” ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) 19/09/2019 32:57 ...
View More