ፈደራላዊ ምርጫ ቅድሚ መወዳእታ ወርሒ ግንቦት ክካየድ ምስ ምዃኑ ንፈለማ ግዜ ድምጽኹም ቅድሚ ምሃብኩም ወይ ምድማጽኩም ክትወስድዎም ዝግብኣኩም ስጉምቲታት ኣለዉ።ንዓኹም ንኸተድምጹ መታን ክትምዝገቡን ሃገርና ኣብ ምቕራጽ ድምጺ ክህልወኩምን ዝሕግዝኹም ብዙሓት መወከሲታት/መሳለጥያታት ተቐሪቦም ኣለዉ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ምርጫ ኣውስትራልያ ኣብ ዝተቓረበሉ ክትመርጹ ተዳሊኹም'ዶ፧ ብኸመይ ከ ትምዝገቡ፧
Source: Getty Images