ዓሰርተ ሸውዓተ ሚልዮን ኣውስትራሊያውያን ኣብቲ ዝመጽእ ዘሎ ናይ ፌደራል ምርጫ ድምጾም ክህቡ ተመዝጊቦም ኣለው ።ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ምርጫ ስርዓት ዘመሓድር ነጻ ኣካል ኣለና ። ኮምሽን ምርጫ ኣውስትራሊያ ኩሎም ክመርጹ ዝግብኦም ዜጋታት ፌደራላዊ መንግስትና ኣብ ምቕራፅ ናይ ምሕጋዝ ተራ ኣለዎ ።ናይዚ ሰሙን ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ እምበኣር ብኸመይ ከም እትመርጽ ዝገልጽ እዩ ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ኣብ ምርጫ ኣውስትራሊያ ህዝቢ ብኸመይ ድምጹ ይህብ: ሰሙናዊ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ
Source: Getty Images